ምጽንባልስ ይጽንበል ኣሎ….

Amanuel_Mahdere

እነሆ ብድምጽና ዘይመረጽናዮ ስርዓት ኣብ ሃገርና ካብ ዝነግስ 21 ዓመቱ መሊኡ። መበል 21 ዓመት ዕለተ ልደት ሓዳስ ሃገር ይበዓል ኣሎ። ብመሰረቱ ሃገር ማለት ህዝቢ ካብ ኮነ እቲ ሕጂ ዝጽንበል ዘሎ በዓል፡ ዕለተ ሓርነት ሃገር እምበር ዕለተ ሓርነት ህዝቢ ጌርና ንርድኦ ከይንህሉ ተስፋ እገብር። **** መግዛእታዊ ሓይሊ ካብ መሬት ሃገርና ተባሪሩ … more

Posted in Eritrea, ትግርኛ, ኣተኵሮ | Leave a comment

U.S. Embassy Asmara, Eritrea Message for U.S. Citizens Suspension of Routine Consular Services May 7, 2012

Us_State

This message is to inform U.S. citizens that, due to limited staffing, the U.S Embassy in Asmara can provide only emergency services to U.S. citizens in Eritrea as of today, May 7, 2012. We regret that at this time we cannot offer non-emergency services, such as passports, Consular Reports of Birth … more

Posted in Eritrea, Message | 4 Comments

ናይ መጠረሽታ ድግስ ህ.ግ.ደ.ፍ!

Micael_Embaye1

“ናጽነት ማለት፣  ናጽነት ህዝብን ሃገርን እምበር፡ ናጽነት መሬት ጥራይ ኣይኮነን፡፡ሓደ ካብ ክልቲኡ እንተዘየለ ናጽነት ክበሃል ኣይክእልን ኢዩ፡፡ስለዚ በይኑ ሉኡላውነት ናጽነት መሬት ጥራይ መዓቀኒ ክብርን መሰልን ደቂ ሰባት ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ፡፡”  እዚ ወርቃዊ ቃላት እዚ ኣብ ኣርባዓታት ሓርበኛ ኣቦና ኣቶ ወልድኣብ ወልደማርያም ዝበልዎ ኢዩ፡፡ጽሑፈይ በዚ ኣርሒቑ ዝጠመተ ሓቀኛ ትርጉም ናጽነት እየ … more

Posted in Eritrea, ምኪኤል እምባየ, ትግርኛ | 1 Comment

ንዳግማይ ቅያ፡ ሎሚ’ውን ንሓርነታዊ መስተንክር ብሓባር ንልዓል !!!

EYGM1

 “ ኣብ’ዛ ዓለም ተገዲዱ እንተዘይኮይኑ መስልካን ሓርነትካን ዝፈልጠልካ ሓደ’ዃ የልቦን። ንዝተመንዝዔ መሰልኻን ሓርነትካን ክትመልስ ክትቃልስ ናይ ግድን ኢዩ። እንተዝይኮነ ተኹላ እንዳሃለው በጊዕ ክትኸውን እንተመሪጽኻ ምብላዕካ ኣይተርፍን ኢዩ።” ኣባ ተወልደብርሃን ጸጋይ ቅድሚ ዕስራን ሓደን ዓመት ከምዚ ዘሎናዮ ወቅቲ ከም ህዝቢ ሓደ ንዓለም ክትኣምኖ ዘጸግም መስተንክራዊ ዓወት ተጎናጺፍና። ኣብ ምዕራፋት ካብ’ቲ ንፍትሒ … more

Posted in Eritrea, Message, ስቪክ ማሕበራት, ትግርኛ | 4 Comments

THE NEED FOR A NATIONAL DATABASE OF ERITREANS WHO COLLABORATE WITH THE PFDJ REGIME

Database

THE NEED FOR A NATIONAL DATABASE OF ERITREANS WHO COLLABORATE WITH THE PFDJ REGIME INTRODUCTION One of the main reasons why the PFDJ junta is still in power is because we, as Eritreans, are not united enough with a common vision to oppose the regime. This lack of unity ranges … more

Posted in Eritrea, Focus | 47 Comments

Eritrea: The President’s Illness?

Isias_Half

Michael Abraha – Dar Es Salaam, Tanzania There is nothing unusual about the Eritrean dictatorship collapsing sooner or later. History has never been friends with dictators. The extraordinary story built around the presumed illness of autocratic President Isais Afewerki was meant to cover up his critical political ailment. This became … more

Posted in Eritrea, Focus | 27 Comments

መጋረጃ ይቅንጠጥ ካብ ኮነ ሰዓቱ 4

Down

ኣብ ሃገራዊ መዝሙር ዘሎ ሓረግ ንመልከት? “….ሕድሪ ኣለና ግምጃ ክንስልማ….? ሓቂ ድዩ?” መጋረጃ ይቅንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ኽንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ ይገለጽ ኣስማቱ። “…ሕድሪ ኣለና ግምጃ ክንስልማ..መዝሙረ!” ግምጃ ክንስልማ ሃገራዊ ዝማረ ህዝቢ ሓቅነቱ ብዙሕ ከይመርመረ ሃገሩ ዘፍቅር ብዙሕ ዝጸዓረ ሓቂ መሲልዎ ብዙሕውን … more

Posted in Eritrea, ትግርኛ, ናዕታ | 3 Comments
YouTube Preview Image