Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና ነቲ 13 ኣባላት ኩዕሶ እግሪ ክለብ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ታንዛንያ ዝወሰዱዎ ናይ ዑቕባ ስጉምቲ ኣቓልቦ ይህቡዎ ‘ለዉ።

‘ዘ ጋርድያን፡ ቢቢሲ፡ ሮይተርስ፡ ዝርከቡዎም ዓበይቲ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና፡ እቶም ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስታፎም ናብታ ብዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ትምራሕ ዘላ ኤርትራ ምእንቲ ከይምለሱ ኣብ ታንዛንያ ብምሽራብ ኣብታ ሃገር ዑቕባ ዝሓተቱ 13 ኣባላት ኩዕሶ እግሪ ክለብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝወሰዱዎ ኣቓልቦ ሂቦሞ ቐንዮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT