ሓበሬታ ንኩልኽን ግዱሳት ትኽታተልቲ ፓልቶክ

ንዓርቢ ዕለት 9 ግንቦት 2008፡ ሰዓት 9፡30 (21፡30) ብኣቈጻጽራ በርሊን ሓውና  ሃይለ ገብሩ ፡ኣቦ
ወንበር ናይ ኮሚስዮን ምምሰራት ሰልፊ፡ ኣብ Eritrea democracy for all discussion group 
ጋሻና ኮይኑ ከምሲ ስለ ዝኾነ ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም

ንዓርቢ ዕለት 9 ግንቦት 2008፡ ሰዓት 9፡30 (21፡30) ብኣቈጻጽራ በርሊን ሓውና  ሃይለ ገብሩ ፡ኣቦ ወንበር ናይ ኮሚስዮን ምምሰራት ሰልፊ፡ ኣብ Eritrea democracy for all discussion group  ጋሻና ኮይኑ ከምሲ ስለ ዝኾነ ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም ፡፡ ጋሻና ብዛዕባ ምምስራት ሰልፍን ምዕባሌታቱን ገለጻ ክህብ እዩ፡፡

ብደሓን ምጽኡ
Eritrea democracy for all discussion group


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes: <a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <strike> <strong>