መርድእ

እነፍቅሮ ሓውናን ኣቦናን ኣቶ ልጃም መኮነን ከንቲባ ማህደር ኣብ መበል 84 ዕድሚኡ ብድንገት ዓሪፉ ከምዘሎ ብሓዘን እናገለጽና፣ ስነስርዓት ቀብሩ ሓሙስ 2 መጋቢት (March 2017) ኣብ ሽወደን ክፍጸም ስለዝኾነ፣ ኣቃብሩና ይብሉ ስድራቤት። ስነስርዓት ፍትሓት ኣብ ቤተክርስትያን ቅድስተ

እነፍቅሮ ሓውናን ኣቦናን ኣቶ ልጃም መኮነን ከንቲባ ማህደር ኣብ መበል 84 ዕድሚኡ ብድንገት ዓሪፉ ከምዘሎ ብሓዘን እናገለጽና፣ ስነስርዓት ቀብሩ ሓሙስ 2 መጋቢት (March 2017) ኣብ ሽወደን ክፍጸም ስለዝኾነ፣ ኣቃብሩና ይብሉ ስድራቤት።

ስነስርዓት ፍትሓት ኣብ ቤተክርስትያን ቅድስተ ማርያም ኣካላ (Akalla) ካብ ሰዓት 11፣00 – 12፣00 ሓመድ ድበ 13፣00 ኣብ መካነ መቓብር ሶልና (Solna) መእተዊ ማዕጾ ቁጽሪ 1 (Grind 1) ክፍጸም እዩ።

ስድራቤት

aseye.assenna@googlemail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT