መንነት ስርዓቱ ብሕጊ ዘየሐደሰ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፣ መንነት ወረቐት ህዝቢ ብምሕዳስ፣ ዜጋታት ንምቍጽጻርን ገንዘብ ንምግፋጥን ዳምዳም ይብል። – PDF Document Produced by the Regime’s Consulate General in Milan is Attached

እቲ ካብ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ናብ መንግስቲ ኤርትራ ከመይ ኢሉ ከምዝተሰጋገረ ዝምስክር ውዕል፣ ሰነድን ዕለትን ዘይብሉ፣ ብኢደወደኑ ንልዕሊ 25 ዓመታት ስልጣን ብሒቱ ዝርከብ፣ ምቕጻል ግበታ ስልጣን መታን ክጥዕሞ ንሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ ከምዝሞተ ገሊጹ ሓድሽ 'ፌክ'ሰነድ

እቲ ካብ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ናብ መንግስቲ ኤርትራ ከመይ ኢሉ ከምዝተሰጋገረ ዝምስክር ውዕል፣ ሰነድን ዕለትን ዘይብሉ፣ ብኢደወደኑ ንልዕሊ 25 ዓመታት ስልጣን ብሒቱ ዝርከብ፣ ምቕጻል ግበታ ስልጣን መታን ክጥዕሞ ንሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ ከምዝሞተ ገሊጹ ሓድሽ ‘ፌክ’ሰነድ ኣብ ምስናዕ ተጸሚዱ ከምዘሎ ዝኣወጀ፣ ንሃገረ ኤርትራ ብሕታዊ ንብረት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ጊላ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ገይሩዎም ዘሎ ፍሹል ስርዓት፣ ንርእሱ መንነት ስርዓቱ ብሕጊ ከየሐደሰ ወረቐት ህዝቢ ብምሕዳስ፣ ዜጋታት ንምቍጽጻርን ገንዘብ ንምግፋጥን ዳምዳም ይብል።

 

aseye.assenna@googlemail.com

Review overview
25 COMMENTS
  • hidat February 25, 2017

    K:Tewelde KEDEMU EZI KULU ZIZERZERKAYO MIS GEBERET ENDEYA AB ARMA KITLITEF ZIBEAKEAT!!!!!!!NAY HIGI ZEZARIBENA ZELO GIN BIZAEBA ETI ARON ZIBELO EYUU:.

  • hidat February 25, 2017

    K:Tewelde KEDEMU EZI KULU ZIZERZERKAYO MIS GEBERET ENDEYA MISLA(GIMEL) AB ARMA KITLITEF ZIBEAKEAT!!!!!!!NAY HIGI ZEZARIBENA ZELO GIN BIZAEBA ETI ARON ZIBELO EYUU:.

  • Aron Fist February 25, 2017

    Hidat ሓፍተይ ኣነ ብዛዕባ ጥቅሚ ገመል ክዝርዝር ግዜ የብለይን ኣናዒቀ ውን ኣይኮንኩን የግዳስ ብኣባሃህላ ኣቦታትና ንምዕባለ ሕልና ዜይብሉ ሰብ “ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት” እዮም ዝብልዎ። ኣነ ድማ ንስርዓት ወዲ ጸማቂት ስዋ ወዲ መድህን በራድ ከምኡ ስለዝኮነ ስርሑ ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመታት እየ ኢለዮ። ኣነ ምንዮተይ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ታሰራን መከራን ዘይብላ ዪ ትምኒተይ።

  • hidat February 26, 2017

    ARONFIST ANQUAY BIZEBA TIKIMI GEMEL KITXEHIFSI YITREF INTAY TIBIL WIN TIFELT AYMESLENIN”””””NISRAT WEDI XEMUQUET SIWA WEDI MEDIHIN BERAD””””WEY GUD WEDZA WEHALE MEDIN MIBAL DO AYMIHASHEN????????SIWA DEA KULU KEMZEYXEMQU AYTIFELITIN DIKA????????SIWA MIXEMUQ KE HATIYT DEYU?????KINDEY GEGANU ADETAT SIWA SEMUQEN XEGURI RIESI KONINEN KIDAWINTI ENDAMATEN HAXIBEN DEKENIN SIDRA BETENIN ZIALEYA KEM ZELEWA AYTIFELITIN DIKA??????MILIMAN TIRAH EYU NEWRI AB ERITRA::”””TASERAN MEKERAN ZEIBLA””””””MENINETKA INDIHIR TIFELIT KONKA TASERA MIWIXAEE KEBID AYKONEN:……::::::ANES AYFALEYIN TELKA KEA AB KEBDI ADEKA MIMILAS EYA:

    • AHMED SALEH !!! February 26, 2017

      hidat
      KAB ADI GHIRAT ZIMEXU DEMHIT ZIBEHALU DEKI HAW-ABBO TEMBENAY Issaias
      AB ASMERA NIWEDI ADI TASERA KIHATU KELEWU KEMEY YISIMEAKA NEYRU .
      INTEKHONE WEDI XEMUAKIT SUWA ZIBLUWOS ABTI MEDA DIMU-DIMU KEMEY
      GHEYROM KEMZIXEMKU ZIMEHAROM BAELU EMBER DO YIKHEWN .
      TASERA HGDF MENINET ERITRAWI KINIBLA HAYAL IYU , MENINET ABALAT SELFI
      KITIBL YIHAYISH .
      DEGAFI ISSAIAS ERITREAWI – TEKAWAMI DIMA ZEY-ERITRAWI . AYE EESHNET.

    • Genet-orginal February 27, 2017

      Wey gud said hidat the DIA servant.
      If his mother was respectful and good woman, your boss wouldn’t act like a mad dog. By the way, why do you write with uppercase? are you too out of your mind? a bad question isn’t it. of course, you are certifiable nuts. Only the crazy serves the crazy as hell.

  • Tekle Haile February 27, 2017

    ኣነ ዝገርመንስ ንመጀመርያ ግዜ ወረቐት መንነት ኤርትራ ክነውጽእ ነቲ ህዝባዊ ግንባር ዘምልኡና ኦርኒክ ወይ ዝምላእ ወረቐት ወይ data sheet ስጋብ ኣርባዕተ ወለዶ ክንሕብር ኣይተሓተትናን ። ሎሚ ግን ካብ ቁ1 -ስጋብ ቁ 28 ብተርታ ተመሊኡ ዘሎ ክተማልእ ትግደድ ዘገርም ነገር እዩ ፡ መላኺ ስርዓት ፡ እትውንኖ ቀዋምን ተንቀሳቓስን ንብረት መኪና ወ፡ዘ፡ተ ይሓትት ። መን ቆጽሊ ዘውደቐሉ ስርዓት እዩ ? ን 25 ዓመት ብዘይ ቅውም፡ ብዘይ ሕጊ ዓዲ ዘመሓድሪ ስርዓት ፡ ከም ድላዩ ሰብ ዝኣስርን ዘጥፍእን ገባቲ ስርዓት ነዚ ሓፈሻዊ ምሕትት ፎርምታት ሓዲሽ ኤርትራዊ ወረቐት – መንነት ኢሉ ዘውጽኦ ጽሑፍ ንህዝቢ ኤርትራ ንብሙሉኡ ስለዝነዓቖን እንታይ ከይገብርን ብማለት እዩ ነገሩ ፡
    ” ፈቲኽንዶ ንጉስ ትምርቓ ” ይብሉ ኣቦታትና ጽቡቕ ምስላ ። ጥራይ 2 % ክፈሉ እምበር ብዘይ ጸገም ኤርትራዊ መንነት ክዕድለኩም እየ ይብለኩም ኣሎ ወዳጀ በለ ኣምሓራይ ።

  • Aron Fist February 28, 2017

    hidat ጉማማ እታ ሓፍተይ ሲሒበያ ኣለኹ መኽንያቱ ካብተን ናይ ህግደፍ ስእሊ ናይ ወዲ መድህን በራድ ሒዘን ኢዱ ዝሳለማ ሓወን ከም በጉዕ ኣውዳኣመት እናተሓረደ ኣልባሶ ተቄኒነን ወርቂ ኩትሻ ገረን ከበሮ ዝሃርማን መቆነንን መሐነንን ገንዘብ ዝወስዳ ክትኮኒ ኣለኪ። ግፍዒ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ነብሲ ወከፍ ስድራ ኣትዪ ስለዘሎ ከም ጸሕይ ቀትሪ በጣዕጣዕ ስለዝበለ እዩብምብራህ ዘድልዮ ኣይኮነን። thanks FEGATO his days are numbered he will die soon your evil dictator.

  • Simon G. February 28, 2017

    ተገላብጦሽ ዶ ኴኑ ሓቀይ?
    1. ንሕናስ ዋላ ሾውዓተ ወለዶ ክንቆጽረሎም ንኽእል ኢና። መራሕቲ ህግደፍ ከ? ሓደ ኢሎም ክልተ ክብሉ ይኽእሉ ድዮም? እሞ ስለምንታይ ደኣ ከምዚ ዝሓቱ? ከምዝመስለኒ: ሊስታ ምስሓዙ: ንደቅባት ረጊጾም ንደቂ ኣርብዓ ዋላ ደቂ ዓሰርተ ኣዘዝቲ ምግባር ዩ።

    2. ዘይሓፍር ድሙ ገብረማርያም ሽሙ! ኣብ ኣመሪካ ዘሎ ናተይ ንብረት ምስ ታሴራ እንታይ ርክብ ኣለዎ? እዝስ ነቶም “ተዛረብቲ እንስ ሳ: ንሕና ንሱ” ደም ከንብዕዎም ስለዝደለዩ ይመስል። ግደፍዎም ደም የንብዕዎም! ጸማማት።

    3. ነቶም ተጣዒስና ኢሎም መልሓሶም ዝሓየኹ: ካልእ ሕብሪ ታሴራ ክዕደሉ ይብል። ሰናይ! ንሱ ‘ኳ ክውሕዶም። ጠላማት።

  • hidat February 28, 2017

    GENET ORIGINAL WE:………………………………………………Y GUDDDDDDDDD……………ENQUEE SHEKALIT NAY WEYANE AYBELKINI :KISI NAY GENEVE BISEBEAWEE MESEL MISLAT MIS ABEYES SELAH ILKA NAB ASSENA MIMILAS INBEAR KOINU AYGERMENAN EYU KENDI MELELEYIKUM DEKENSTYO ERITRAWIAN MIKILALIN MIXIRAFIN EYU.h

  • hidat March 1, 2017

    ARONFIST WERKINA (SHILMATNA )NIGIZEMO AB MERANNA KAB KUBURAT SIDRANA YEFIKIDELNA EYU BAHLINA NISHILEMO AB HAGOSNA BEALLATNA NISHETO NILIWITO KEM GELE NABRA TEHASEMENA TEMELISNA NETRYO BIRAHXINA.

POST A COMMENT