ምስጋና

ብሞት ክቡር በዓል ቤተይ ኣቶ ወልዱ ተ/ሚካኤል ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ካብ ግዜ ሕማሙ  ኣትሒዝኩም  ኣብ ገዛ ይኹን ኣብ ሆስፒታል እናተመላለስኩም  ዝበጻሕኩሞ፡  ኣብ ዝዓረፈሉ ሰዓት ተኻፈልቲ ሓዘንና ዝኾንኩም ፡ ከምኡ’ውን ክሳብ ዓዲ ሞንጎቲ ብምኻድ ዘቃበርኩምናን

ብሞት ክቡር በዓል ቤተይ ኣቶ ወልዱ ተ/ሚካኤል ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ ካብ ግዜ ሕማሙ  ኣትሒዝኩም  ኣብ ገዛ ይኹን ኣብ ሆስፒታል እናተመላለስኩም  ዝበጻሕኩሞ፡  ኣብ ዝዓረፈሉ ሰዓት ተኻፈልቲ ሓዘንና ዝኾንኩም ፡ ከምኡ’ውን ክሳብ ዓዲ ሞንጎቲ ብምኻድ ዘቃበርኩምናን ኣብ ገዛ ብምምልላስን ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ቴሌፎን ብምድዋል ዘጸናናዕኩምና ቤተሰብን ፈተውትን የቐንየልና ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና ሓዘንና ከምዝዓጸና ንገልጽ።

በዓልቲ ቤቱ ሉቺያ ወልዳይ ምስ ምሉኣት ስድራቤት

aseye.assenna@googlemail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT