በሃር ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ሃገር ኣቋራጭ ቅድድም ኢደንብራ ካልኣይ ኮይኑ ተዓዊቱ።

zerisenayበሃር ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ኢድንብራ (ዓዲ እንግሊዝ) ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 9.3 ኪ.ሜ ሃገር ኣቋራጭ ውድድር ጉያ (Bupa) (cross-country championship ) ዝነኣድ ቅድድም ብምክያድ ካልኣይ ደረጃ ወጺኡ።



ንዘርእሰናይ ንምድጋፍን ሞራል ንምህዝብን ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓዲ እንግሊዝ ኣብቲ ቦታ ዝተረኽቡ ብዙሓት ኤርትራውያን ባንዴራ ኤርትራ እንዳኣውለብለቡ እቲ ዙርያ ቅድድም ክሳብ ዝውዳእ ኣተባቢዖሞ።


ከነኒሳ በቀለ ናይ ኢትዮጵያ ኣብቲ ቅድድም ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ።


ኣብቲ ውድድር ኣብ ኣለዉ ዝብሃሉ ብሉጻት ተቐዳደምቲ ተሳቲፎም።


ዓሚ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝተኻየደ ተመሳሳሊ ቅድድም ጉያ ዘርእሰናይ ሻምፕዮን ኮይኑ እዩ።


 Asena


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes: <a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <strike> <strong>