Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ከተማ ፍራንክፈርትን ከባቢኡን ዝነብሩ ደለይቲ ፍትሕን ስኒትን ኤርትራውያን ዕዉት ኣኼባን ጉባኤን ኣካይዶም።

ኣብቲ ብዕለት 11-02- 2017 ካብ ሰዓት 15.00 ክሳዕ 20.00 ንሓሙሽተ ሰዓታት ዝተኻየደ ኣኼባ በቲ ንሓያለ ጊዜ ዝተኻየደ ኣኼባታት ጽማቕ ብምግባር ንብሕጂ ዝኸይድ ቃልሲ ተካይድ ሸውዓተ ዝኣባላታ ሽማግለን ክልተ ተጠባበቕትን ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ምርጫ ጉባኤ ኣካይዱ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/02/akieba-11-02-2017-2-1.pdf"]

ኣብቲ ብዕለት 11-02- 2017 ካብ ሰዓት 15.00 ክሳዕ 20.00 ንሓሙሽተ ሰዓታት ዝተኻየደ ኣኼባ በቲ ንሓያለ ጊዜ ዝተኻየደ ኣኼባታት ጽማቕ ብምግባር ንብሕጂ ዝኸይድ ቃልሲ ተካይድ ሸውዓተ ዝኣባላታ ሽማግለን ክልተ ተጠባበቕትን ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ምርጫ ጉባኤ ኣካይዱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT