Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38 – ካብ ምብራቓዊ እዝ

ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38 ካብ ምብራቓዊ እዝ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38 ንናይ 2012 ዓመታዊ ገምጋም ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38ን ድሕሪ 21 ጥሪ 2013 ምንቅስቓስ ፎርቶን ኣመልኪቱ ካብ ላዕሊ ተላኢኹ ንመላእ ኣባል ሰራዊት እዛ ኣሃዱ ዝተነበ ደብዳቤን

ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38

ካብ ምብራቓዊ እዝ

ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38 ንናይ 2012 ዓመታዊ ገምጋም ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38ን ድሕሪ 21 ጥሪ 2013 ምንቅስቓስ ፎርቶን ኣመልኪቱ ካብ ላዕሊ ተላኢኹ ንመላእ ኣባል ሰራዊት እዛ ኣሃዱ ዝተነበ ደብዳቤን ዝፈጠሮ ስሚዒትን ዘጠቓልል’ዩ፡፡

ንኣድላይነቱ ብዝምልከት፡ ብመንግስቲ ይካየድ ንዘሎ ጎስጓስ እንታይ ከምዝመስል፡ ከምቲ ብወገን በዓል ኢሳያይስ ተቖናጺቡን ብውሽጢ ውሽጢ ካልእ መልክዕ ከልብስዎን ዝፍትኑ ዘይኮነ ጠለብ ኩሉ ሰራዊትን ህዝብን ምዃኑ፡ ናይ ኣስላማይ ክስታናይ ዘይኮነ ናይ መላእ ኤርትራውያን ምንባሩ ዘረጋግጽን፡ ውዕሎ ኣኼባታት ቅድምን ድሕርን 21 ጥሪ 2013 ከምዝነበሮ ይፍንዎ ኣለኹ፡፡

 I. ናይ 2012 ዓመታዊ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰ 38 

ቅድሚ 21 ጥሪ ኣብ መወዳእታ ወርሒ 11/2012 ክ/ሰራዊት 38 ብደረጃ ክ/ሰራዊት 71 ኪ/ሜትር ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ቦታ ተኣኪባ ጸብጻብ ዓመታዊ ገምጋም ቀሪቡላ፡፡ ኣዳለውትን ኣቕረብትን እቲ ጽሟቕ ጸብጻብ ኣዘዚ እታ ክ/ሰራዊት ኮሎኔል ጸሃየ ወልዱ (ወዲ ወልዱ) ክኸውን ከሎ ተዓዛቢ ኮይኑ ዝተሳተፈ ናይ ክብሪ ጋሻ ድማ ኣዛዚ ግንባር ሜ/ጀ ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ነይሩ። ኣገባብ ኣቀራርባ እቲ ጽሟቕ ገምጋም ብፕሮጀክተር ዝተሰነየ ነይሩ፡፡

ትሕዝቶ ጽሟቕ ዓመታዊ ገምጋም፡-

1. ዓመታዊ ማእቶታዊ ንጥፈታት ክ/ሰራዊት 38፡-  ምጽጋንን ምስራሕን ድፋዕቲ፣ ብዘዕግብ ውጺኢት ከምተዛዘመ። ሕድሕድ ቦጦሎኒ 400 ሜትሮ ንዝኣክል ስራሕቲ ድፋዕ ክትዓምም ተዓዲልዋ ኩለን ቦጦሎኒታት ከኣ ብዘዕግብ ደረጃ ከምዝፈጸማ ተገሊጹ።

2. ፖለቲካዊ ትምህርቲ፡- ከም መደብ ዝተኣመመ እኳ ተነበረ ንውጽኢቱ ዝምልከት ግን ኣዕጋቢ ከምዘይኮነ፡፡ ሰራዊት ብቑዕ ፖለቲካዊ ንቕሓት ቀሲሙ’ዩ ተባሂሉ ንምውሳድ ከምዘይከኣል ተደምዲሙ።

3. ሓለዋ ድፋዕ፡- ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ዝሓለፈ ዓመታት ብዝኸፈአ ኣብ ሐለዋ  ሸለልትነት ተራእዩ፡፡ ከም ውጽኢቱ ከኣ ኣስታት 111 ዝኾኑ ከዳዓት ኣባላት ድፋዕና ጢሒሶም ናብ ጸላኢ ኣትዮም፡ ኣዝዮም ብዙሓት ኩብሉላት ኣጋጢሞም፡፡

4. ማሕበራዊ ኩነታት ሰራዊት፡- ብደረጃ እዚ ክ/ሰራዊት ጥራይ ንልዕሊ 300 ኣባላት ሰራዊት ማሕበራዊ ፍታሕ ተዋህቡ፡፡ እቲ ዘሕዝንን ዘሕርቕን ነገር ግን ካብ ዕረፍቲ ዝምለስ ሰብ ኣዝዩ ውሕድ ምዃኑ’ዩ። ካብዞም 300 ልዕሊ 100 ዝኾኑ ኣባላት  ኣይተመለሱናን። ኣብ ልዕሊ’ዚ ኣዝዩ ብዙሕ ጥርዓንን ምረትን ኣብ ሰራዊት ይረአ’ሎ። ግን እዚ እናረኣና ከመይ ንሰደኩም? ሕጂ’ውን ከም ቀደምና ምጽማም ጥራይ”ዩ ዘድሊ፡፡ ፍታሕ ተዋህብኩም ክትምለሱ ካብ ዘይከኣልኩም ደጋጊምኩም ንናይ ቀረባ ሓለፈትኹም ኣይተሸግሩ።

5. ኩነታት ጥዕና ሰራዊት፡- ጥንዕንኡ ሕሉው ዝኾነ ሰራዊት’ዩ ዘለና ዝሓመመ ኣባል ሰራዊት ንሆስፒታል ድሕቱም እንዳሰደድና ክሕከም ገይርና ኢና። ኣብዚ ዓመት ዝተጋነነ ሕማም ኣብ ሰራዊትና ኣይተረኣየን። ብምባል ተደምዲሙ፡፡ ሰራዊት ሰማዒ ጥራይ’ዩ ነይሩ።

ከም ወትሩ ኩነታት ጸላኢ ዝብል ኣይተገለጸን፡፡

ድሕሪ’ዚ ሕቶ ዘቕረበ ሓደ ኣባል ጥራይ ነይሩ፡-

ሕቶኡ ድማ፡ ሓደ፡ “ኩነታት ጸላኢ ኣይገለጽኩምን? ካልኣይ ቅድሚ ሕጂ ናይ ባንኪ ገንዘብ ኣለኩም ናበልኩም ቅጥዒ ክንመልእ ገይርኩምና፡ ክሳብ ሕጂ ዝመጻና ነገር የለን፡ እዚ ኩነታት ኣበይ በጽሐ፡ እንታይ’ከ ተሰፋ ኣሎዎ? ይገለጸልና’’ ዝብሉ ኣቕረበ፡፡  

ንሕቶ ዝመለሰ ተዓዛቢ ሜ/ጀነራል ውጩ እዩ ነይሩ መልሱ ከኣ ከምዝስዕብ ነበረ ድሕሪ ሕጂ ኩነታት ጸላኢ ኣይንዛረብን፡፡ ዘዝተዛረብናኩም ኩነታት ጸላኢ ሒዝኩምዎ ናብ ጸላኢ እንዳኸድኩም ሚስጥርና ተቃልዑ ስለ ዘለኹም፡ ሕጂ ይኹን ድሕሪ ሕጂ ኩነታት ጸላእትና ኣይንገልጸልኩም

“ጉዳይ ናይ ባንኪ መዓልቱ መንግስቲ’ዩ ዝፈልጦ፡፡ ኣነ ኣይፈልጦን፡፡ ግን ንሓለፍትኹም ሰኣልቲ ኣዳልው ኢልናዮም ኣለና፡፡ ክትሰኣሉ ኢኹም ንነብስ ወከፍ ኣባል ናይ ባንኪ ቡክ ክዕድል’ዩ”

“ብሩኽ መዓልቲ!!” ብምባል ውጩ ነቲ ኣኼባ ዛዚምዎ፡፡

 

  1. ንስርሒት ፎርቶ ዝምልከት ኣኼባ ክ/ሰ 38

1. ብዕለት 25.ጥሪ 2013 ካብ ማእከልነት ሓይሊ ንላዕሊ ብደረጃ ብርጌድ ኣኼባ ተኻይዱ። አካቢ ሌ/ኮ ተከሰተ ተስፋንኪኤል (ድንሽ) ነይሩ፡፡

ትሕዝቶ ኣኼባ “ካብ ማእከልነት ሓይሊ ንላዕሊ ኣንብቡሎም ተባሂሉ ካብ ላዕሊ ዝመጸ ጽሑፍ” ብምባል ነቲ ጽሑፍ ምንባብ ቀጺሉ። ትሕዝቶ እቲ ጽሑፍ ብደረጃ ክ/ሰራዊት’ውን ስለተነበበ ንዘይምድግጋሙ ቀጺለ ክገልጾ’የ።

2. ንተመሳሳሊ ኣኼባ ብደረጃ ክ/ሰራዊት 38 ዕለት 09/02/2013 ኩሉ ተራ ወተሃደር ዝርከቦ ኣብ 71 ኪ/ሜትር ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ቦታ ተገይሩ።

–   ኣከብቲ፡- ኣዛዚ ክ/ሰራዊት 38 ኮ/ል ጸሃየ ወልዱ (ወዲ ወልዱን) ሓለቃ ስታፍ ክ/ሰራዊት 38 ሌ/ኮ ፍስሃየ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነን) እዮም ነይሮም።

–   ዕላማ ኣኼባ፡- ስርሒት ፎርቶ ብዝምልከት ካብ ላዕሊ ዝወረደ ጽሑፍ ከምዘለዎ ንሰራዊት ምንባብ ኮይኑ ቅድሚ ምንባብ’ቲ ጽሑፍ ግን ከም መእተዊ ኮ/ል ወዲ ወልዱ “ታሪኸ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ” ብዝብል ምስ ህልው ኩነታት ኣዛሚዱ ክትንትን ሃቂኑ፡፡ ካብ ዘረብኡ “ትሰምዕዎ ዝቐነኹም፡ ገለ ገለ ሰባት ካልእ ኣማራጺ ወሲዶም ነይሮም፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ከምዚ ክፍደ ኣይግባእን፡፡ ናብ ውግእ ሕድሕድ ክንሽመም ዝተደለየ ነገር’ዩ ነይሩ” ክብል ከኣ ኣብ መእተዊ መዲሩ፡፡ ኣስዒቡ ካብ ላዕሊ ናብ ዝተላእኸ ጽሑፍ ምንባብ ቀጺሉ።

ትሕዝቶ እታ ካብ ላዕሊ ከምዝተልኣኸት ዝተገልጸት ኣብ ኩለን ብርጌዳት እውን ካብ ማእከልነት ሓይሊ ንላዕሊ ዝተነበት ጽሑፍቲ ከምዘለታ ክገልጻ፡-

“ዕለት 21 ኣብ ፎርቶ እንዳ ዜና ካብ 4 ዘይበዝሑ ላዕሎዎት ኮኔለላት ዘሎውዎ ገለ ፈተነ ዕግርግር ተገይሩ ነይሩ። ገለ ካብቶም ኣበጋገስቲ’ውን

1. ኮ/ል ሳልሕ ዑስማን ኣዛዚ ክ/ሰራዊት 17

2. ሌ/ኮ እድሪስ ዓሊ (ወዲ ዓሊ) ሓለቓ ስታፍ ክ/ሰራዊት 42

3. ከምኡ’ውን 100 ዝኾኑ ኣባላት ሒዞም ኣብ ኣስመራ ገለ ነገር ተፈጢሩ‘ሎ ብዝብል መታለሊ ቃል ተጠቒሞም ብቀጥታ ንሚ/ሪ ዜና ተቆጻጺሮም ነይሮም።

ብድሕሪኡ ኣበጋገስቲ ናብ ቀጽሪ ሚ/ሪ ዜና ብምእታው ንዳሪክተር ኤሪ ቲቪ ኣስመላሽ ኣብርሃ ብግዴታ ጽሑፎም ከንብብ ገይሮምዎ። እታ ጽሕፍቲ ምስተነበበት ላዕለዋይ ሓላፊ ሜካ 74 ኮ/ል ጸሃየ መኮነን (ወዲ ሞኬ) እንታይ ትገብሩ ኣለኹም? ክብሎም ናብቲ ቦታ ምስ ከደ ሓደ ካብቶም ወደብቲ ኣካላት ብሽጉጥ ተኪሱ ወጊእዎ።

ብድሕሪኡ እቲ ጉዳይ ንመንግስቲ ምስተነገረ እዚ ጉዳይ’ዚ ብዓቕሊ ክተሓዝ ከምዘለዎን ዝኾነ ግብረ መልሲ ንኸይግበርን ተኣዚዙ። እቶም ሰባት ተወሰና ሰዓት ምስ ጸንሑ እቶም ወደብቲ ኣብ ደገ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ልኡኻት መንግስቲ ምስኦም ክላዛቡ ተገይሩ።እቶም ሰራዊት መብዛሕትኦም ከኣ ኣባላት 74 እዮም ነይሮም። ጌጋ ምዃኑ ተነጊርዎም፡፡ እቲ ብዛዕባ ንኣመጻጽእኦም ዝምልከት ሓቢሮም፡ ንሕና ከምዚ ኣይመሰለናን ኢሎም ናብ ቦትኦም ተመሊሶም። ኣብቲ ቦታ በይኖም ዝተረፉ ኣባላት ክሳብ ዝመሲ ጸኒሖም ኣብ መወዳእታ ምስ ጸልመተ ብመኪና ወደ ዓሊ ተሰዊሮም።

እዞም ሰባት ዘባጋገስዎ ጉዳይ ናይ ውልቆም ጠለብ’ምበር ናይ ህዝቢ ኣይነበረን። ስለ’ዚ ጠቕላላ ሓቀኛ ውዕሎ 21 ጥሪ ከምዚ ከምዝነበረ ሕድሕድ ኣባል ምክልኻል ኤርትራ ክፈልጦ ኣሎዎ” ኢላ ድሕሪ ምውዳእ ንሕቶን ሪእይቶን ዕድል ኣይተውሃበን።

ማሕልፎ ኣብ’ቲ ኣብ ብርጌዳት ከም በዓል ድንሽ ዝኣከብዎ ኣኼባ ግን ዝሓተቱ ሰባት ነይሮም፡፡ ገለ ካብ ሕቶታቶም “ኣብዚ ጉዳይ’ዚ ናይ ካልኦት ላዕሎዎት ኣካላት መንግስቲ ኢድ ኣሎዎ ዝብል ንስምዕ ኣለና ክሳብ ክንደይ ሓቂ’ዩ? ስለምንታይ ኸ ዘይግለጸልና?” “እቲ ሓበሬታ ስለምንታይ’ዩ ደንጊዩ ጉዳይ ሃገር’ዶ ኣይኮነን?”  ዝብሉ ይርከብዎም፡፡ ዝተውሃበ መልሲ መራሕቲ ኣኼባ ነታ ቀዳማይቲ ሕቶ ዕሽሽ ኢሉም ብምሕላፍ ስለምንታይ ደንጊዩ ንትብል ሕቶ ግና “እዚ ደብዳቤ ትማሊ መጺኡና ትማሊ ንዝመጸና ከኣ ሎሚ ክነንብቦ ኣግባብ’ዩ” ንትብል ጥራይ መሊሶም ሓሊፎም።

ምዕዝምዛም ተኣከብቲ ድሕሪ ኣኼባ፡- ካብ ኩሉ ንላዕሊ ኣዘራራቢት ዝነበረት ዛዕባ “ስርሒት ፎርቶ 21 ጥሪ ዝወደቡ ወደብቲ  ናይ ውልቆም ጠለብ’ ምበር ናይ ህዝቢ ጠለብ ኣይልዓሉን” ትብል ቃል “ንዕቀት እዚ መንግስቲ ኣብ ልዕሊና ዶብ ይሰግር ኣሎ!” ዝብል ካብ ኣኼባ ወጺኦም መምስ መቕረቦም ዝሓምይዎ ዝነበሩ ዛዕባ ነይሩ። ቀጺሎም “እዞም ወደብቲ ዝባሃሉ ዘሎው ጀጋኑ ኮሎኔላት ናይ ሰራዊትን ህዝብን ጸገማት ተረዲኦም ንምፍትሑ ዘበጋገስዎ ጉዳይ ምዃኑ ከኣ ተሰማሚዖም” መብዛሕትኦም መራሕቲ በራጊድ፡ ኣዘዝቲ ቦጦሎኒ፡ ካብኡ ንታሕቲ ዘለው ኩሎም ወተሃደራትን “እቲ ንግዚኡ ከፊላዊ ሽቶኡ ዘይሃረመ ስርሒት ፎርቶ ቅር እኳ እንተበሎም ንኣበጋገስቱ፡ ነቲ ዘይደፈር ዝመስል ስኒ ዘይብሉ ኣረጊት ከልቢ፡ ባዶ ገረወኛ መንግስቲ በዲሆም፤ ሕቶ ኤርትራውያን ናብ ዓለም ብምቕልሖም  ብሙሉኡ ልቦም ከምዝድግፍዎ መምስ መቕርቦም ዝዛራረብሉን ዝሕበንሉን ኣጋጣሚ ምዃኑ ክገልጹ ተሰሚዖም’ዮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
20 COMMENTS
  • A Iyasu February 21, 2013

    a very well articulted saying….. “እዞም ወደብቲ ዝባሃሉ ዘሎው ጀጋኑ ኮሎኔላት ናይ ሰራዊትን ህዝብን ጸገማት ተረዲኦም ንምፍትሑ ዘበጋገስዎ ጉዳይ ምዃኑ ከኣ ተሰማሚዖም”…..spot on!

    The people and army can no longer be manipulated by PIA’s, cheap spin, the faculty of…03.

  • Petros Haile February 21, 2013

    Good report,

    As we can see the style and technique of manuplation and control has not changed, however it is becoming old & rusty … specially for those who lived it for so many years …. one can use such a lie and deciet once or twice, but to underestimate the EDF as a gullable and naive followers of PFDJ’s and Issayas’s cheap propaganda for indefinate time is a major miscalculation ! I hope ASSENA or any other web site post the entire FORTO demands as it is, and send it to the EDF to read it first hand on what their comrades were asking, and why they paid the ultimate price (death & imprisonment), in fact, the demand for the release of their commanders should be the rallying ground for the EDF rank & File, as well as the sympethatic non corrupt officers !
    PFDJ’s recent “Awakenings” … Crocodile tears for human traficking; Land use & revised land proclamation; Investment opprtunities; failed diplomatic activites and all the half hearted measures comes at a time where pressures were mounted from the people, particularly the Army, as we all know the wind of change was on the making for the last few months … and it is not going to stop here … In fact this is the right time to form a co-oalition on the basis of the FORTO demands ! No more – No less !!!

    “Impliment the constitution ; Free the prisoners; and other undocumented demands of FORTO rebellion …

    • Halafi Mengedi February 21, 2013

      Well said. As you correctly stated, PFDJ has perfected the art of trickery. PFDJ is a subset of EPLF from which it has learn most of the tricks and manipulations and upon which it has built new one’s.

    • MacMan February 21, 2013

      Selam readers and writers,

      I am only here to introduce a note I wrote in response to a short comment from a certain David in one of the earlier pages in this site because I found it to be relevant to the issues that people are addressing here. Without much ado, David’s comment about what I wrote and my note in response to his comment follow below:

      1__David on February 18, 2013 at 5:59 am said:

      {{{If you are looking for change, it looks like AWASA. The opposition has already done the thinking that you are proposing.}}}

      2__MacMan on February 19, 2013 at 10:01 am said:

      {{{ David, a hastily compiled response to your very informative and lazy note follows:

      In these dangerous times, Eritreans should strive to rise above their partisan politics as civic citizens in order to establish their own government under the rule of law without DIA and Weyane political contamination. For the most part, the Diaspora Eritrean opposition to DIA’s bestial rule remains disconnected from the Eritrean people inside and outside their country. Instead of addressing the issues that concern the sovereignty of the Eritrean people and their homeland, the exiled Eritrean opposition does nothing but keep doing the same thing year in and year out without going anywhere. Repeating the same thing that has failed to work over and over again to get a different result is a sign of mass delusion. Most of the Diaspora Eritrean opposition to DIA’s barbaric rule in Eritrea lives in a delusional world solely created by useless political organizations and their failed leaders. Things will not change until Eritreans start thinking and acting as civic citizens of their homeland instead of as the citizens of political organizations and their leaders.

      There is not much left to waste time on about DIA and his PFDJ regime of idiots and savages other than say that they are naked, ugly, dying, and living on borrowed time. The so called EDA or ENCDC and its lawless and backbiting Weyane friends and their crybabies think they can change anything by making a lot of noise against DIA and his evil PFJD regime. Notice and remember that Eritrea is going through a socio-political revolution that seeks to overthrow a politico-military culture created by lawless leaders and their captive organizations for constitutional and democratic governance mostly spearheaded by former members of the ELA and EPLA who know the actors that dominate the Eritrean-Ethiopian socio-political and politico-military theater. This time around, the call is for Eritreans to think and act as civic citizens worth their human salts and not as the citizens of useless and toothless organizations and their impotent, incompetent, and failed leaders. Time has come for people to stand up for the rule of law to rule and the rule of the jungle to end in the ongoing Eritrean-Ethiopian political crisis or shut up and hold their peace.

      Proceeding in tandem with the foregoing opinions, iIf it is not a false-flag operation stage-managed by DIA and his PFDJ regime of parasites and blood sucking savages, the reported army revolt in Asmar is an important devolempment in the overall struggle for democratic and consitutional governance in Eritrea. If this is not a false-flag operation carried out by DIA and his barbaric PFDJ regime, it is the most important devolpment in Eritrean politics after the G-15 movement of over a decade ago. Furthermore, this event may wake up the Weyane supported Eritrean opposition to recalibrate their political dealings and wheelings if they are to be connected with the Eritrean populace inside and outside Eritrea and stay relevant in the on ongoing struggle for democratic and constitutional governance in Eritrea. The organizations and their failed leaders that dominate the ongoing Eritrean-Ethiopian socio-political and politico-military theater will either all let the rule of national and international law rule and leave our people free to establish their own government or will face the music till they retire or expire.

      In closing, it is important for people to understand that DIA and his Weyane cousins are nothing but errand regimes of their Luciferia or New World Order masters. The new World Order is a Luciferian conspiracy seeking to establish a One World Government rule by their expected to appear one World leader or the so called anti-Christ. Then, Lord God Jesus the Christ will descend from heaven and destroy the so called Lucifer or Satan, his servants and worshipers, and his armies and send them all to hell. It seems that we are an End Time Generation in the history of the human race and are living in the last days. It is useful for the human individual to spend more time tying to save his or her soul and not just their skin. Eritreans living inside their country should defeat DIA and his PFDJ regime of idiots and savages and their Kinjit, DemHit, and what have you clients and stop DIA’s march of death and destruction. Eritreans living outside their coutry should focus on what they can do and challenge DIA, his Weyane cousins, and their Luciferian master before the international community to let the rule of national and international law rule and leave our people alone to establish their own government. The time has come when all concerned in the Eritrean-Ethiopian politico-military and socio-political theater will either let the rule of national and international law rule or face the music till freedom come and justice is done.}}}

      While I am at it, I am throwing in links to two clips of about one hour total duration that speak about the bigger picture of human affairs that was, is, and is said to come and one or anyone can make what they will of them :

      “And The Sheeple Thinks All These Is Happening By Acident” :
      http://www.youtube.com/watch?v=11nYiiUyq7E

      From Adam and Eve to Adame and Steve :

      http://www.youtube.com/watch?v=Sz91F2PdyPM

  • Dave February 21, 2013

    With the current public awareness and organazation it seems DIA will rule Eritrtea 10 more years. He has full control over all the minds of the young generation- brainwashing and giving false hope everyday. Those who are supposed to be active and game changers are living the country in droves. What DIA will do is simply brainwash and give false hope and some changes to decieve the people. And he is really luck we are very good in diagreeing when it comes to working for a common agenda/interest.

    Many of the wudubat, opposition have some fighters and they could controll large part of territory by combining their force in to a united front. I am sure the army and the people would joing them gradually.

    • Petros Haile February 21, 2013

      Selam Dave,

      I am not sure you understood the dynamics of a home grown movement … Right now the awareness campaign is at its pick … injecting a foreign supported movement will pollute the clean cut demand and process started by the FORTO rebellion, your assertion may have been accurate few years back, but now the regime is hanging with its shoe string – so to speak, let alone ten years, I seriously doubt if it lasts the current calendar year, although I agree with you if we fail to take advantage of the emerging reality, where power is gradually shifting towards the democratic forces …. and the people of Eritrea (inside as well as in diaspora) should wise up and support “the progressive army”, and not the other way around … in fact this is the time for the Ethiopia based fragmented armed forces to disarm and give their unwavering political & material support to the EDF change makers … again, all Ethiopian based armed groups must realize EDF is not their mortal enemy, to the contrary, its their salvation that would bring the demise of dictatorial system with less bloodshed … I am hoping Dave’s suggestion is emotionally triggered, and I am sure he is hoping to see the DIA removed as soon as possible, but that is not how you go about it … if you want a lasting peace and stability in Eritrea, The movement has to be owned by the people of Eritrea … specially today more than ever …

      • Haben February 21, 2013

        Petros Haile,

        I applaud you for the deep understanding you have of the Eritrean movements. Thanks to the web-sites and also eye-witness testimonials we have been reading, writing and really understanding what Issayas and PFDJ is all about. It looks like we are now on the next stage. I personally call it, “Action stage”. This is a process. If done with patience and done right I believe and I wish every day that the final result will be Free,democratic and vibrant Eritrea that is at peace with it-self, neighbors and the people of the world. I believe we are on the right track. We maybe down but we are not done.

      • ahmed saleh February 21, 2013

        Petros
        Just for clarification , you stated that the movement have to be owned by Eritrean people . Obviously I agree , but
        don’t you think those armed opposition groups are not
        Eritreans or part of solution seekers ? It is my belief on
        inclusive participation could bring the lasting peace we anticipate inside the country . Do not forget the afar ,
        saho , kunama ….. army

        • ahmed saleh February 21, 2013

          Sorry, it cut off .
          Anyway those resistance army are the product of
          the regimes unfair policy toward their demands .
          We should not underestimate them because they
          are Eritreans who rebelled against evil doers .

      • Dave February 22, 2013

        Dear Petros

        You are right in a way that the “awarness is at its pick” but I doubt if readinees for action is at its pick!!! We are not still ready for action. We are waiting for someone to do it for us or simply waiting for the regime to die by itself. We all agree the army especially the foot soldiers are not enemies of the people but we need to understand that these foot soldiers are not organised and have litle chance to be organised and stand against their officals and the regime. The middel army officials can do it but by many reasons they are still unorganised. It takes time, money, tecknology and good knowledge of the system they are in to organize them for action. Dont you see the “Forto 2013” because of such lack of planning and organiseation. Dont forget the regime will work day and night to disrupt any movement from its inception.

        • MacMan February 22, 2013

          Selam Dave and all,

          Dave, you are talking about Eritrea which DIA has turned into an all armed slave and death camp primarily based on Weyane’s failure to abide by international law that it signed as final and binding. Just based only purely on logical, moral and legal ground, both DIA and is Weyane cousins are lawless regimes for the simple reason that DIA has failed to let the supreme of the land rule and his Weyane cousins have refused by the supreme law of all nation that delivered its final and binding verdict on how the Eritrean-Ethiopian border should be demarcated on the ground. I can’t speak for others but I call law breakers criminals as I call the father of all law breaker the Devil whose reign in this world is about to be brought to an end by none other the Lord of lords and the Ultimate Truth or the Word of God made Flesh Himself.

          You have got to know that everyone is an actor in the field and without knowing the actors the events that the actors make and the issues that the actors address, you would not be able to get what you want the way you want it unless you own it. Dependence is slavery if its not based on truth and trying to defeat one lawless regime like that of DIA with the help of another lawless regime like that of his Weyane cousins is will fail because people are sick and tire of people thinking as citizens of this lawless regimes and patrons and their toothless and useless opposition groups and the only way forward is for everybody to work for the rule of law to rule and the rule of the jungle to end in the ongoing Eritrean-Ethiopian-Luciferian crisis. Eritreans the world over have heard the call of the Eritean army for the rule of law to rule, for political prisoners to be set free, and for constitutional and democratic governance to reign in Eritrea. All Eritreans are not just sheep as the Weyanes and their captive EDA client and their crybabies would like you to think. As Wedi Awate spoke in words and bullets calling Eritreans to free their homeland from Ethiopian occupation, so has Wedi Ali spoken in word and bullets calling to free themselves from DIA demonic rule and establish their own government.

          It is time for all Eritreans their human slats to start thinking and acting as civic citizens and not the citizens of the useless political organizations and their myopic and failed leaders. It is important to know and then understand that Eritrea without its people living in freedom and its people without their free Eritrea are nothing but a people playing a loosing game because they trust their future with lawless regimes and their New World Order Luciferian masters. I think it is important for people to learn to know and then understand things at all levels before they put all their eggs in one basket. The danger is that people put their eggs on the wrong basket and loose them at the end. If any struggle the individual or collective kind is to bear fruit and get people where they want to get, people have to learn their trade and know how to deal and wheel in the market through experience of what is called truth and lies or what works and what doesn’t work,

          Anyways, people should recognize that they can’t fight an enemy that they don’t know and if the blind leads the blind, they all end up in the proverbial ditch. Take it or leave it, DIA and his Weyane cousins run nothing but errand regimes for their Luciferian masters directly or indirectly and knowingly or unknowingly. Now, the only useful thing that the Eritrean opposition to DIA’s rule in Eritrea should focus on is on challenging DIA, his Weyane cousins, and their Luciferian masters to let the rule of national and international law rule and leave the Eritrean people alone to freely establish a government of their own making without DIA and Weyane political contamination before the world community in unison and without DIA and Weyane lawless and bestial politico-military and socio-political contamination. Politics is a battle of truth against lies with words and has nothing to do with the politician as a human being if he can live and let live under the rule of national and international law as a law abiding and free citizen as God ordained: Give unto Caesar what is Caesar’s and give unto God what is God’s as God Ordained. In other word : Give Caesar his taxes for governing and keeping order under the rule of law and not the rule of men and give thanks to God and bless him and try to give or help others from what God gives as a member of mankind when you can.

          Cheersa and Peace!

          • Petros Haile February 22, 2013

            Selam Dear Friends,

            Ahmed, just for clarification purpose, the refugees, the political groups, Ethnic or national resistance movements, in short, most of the Eritreans in Ethiopia were forced to leave their beloved country, there is no question who the cause of their suffering & exodus … The PFDJ regime is responsible … However, when one decides to fight his/her way back to his/her country, it should be with a clear agenda that has a sound strategical goals … I have stated it before that we have to be very careful who we are working with ? what kind of history they have had in dealing with organizations with in, or outside their territories ? what kind of resistance is suitable to bring a lasting peace ? … and what were the end results ? Once we go through these evaluation process, Me and You can choose our friends and enemies, … not just hoping the end will justify the means … just to mention few historical facts, when a seemingly sympathetic foreign country involves to their neighbors sovereign affairs … Lebanon: more than seven armed militias controlled their small turfs for over 20 years, still not out of their misery, and all these small but armed groups supported by sympathetic countries who “wishes” Lebanon peace and prosperity … to mention some of them Iran, Syria, Israel and others … we can also learn from the history of Cambodia, the republic of Congo, Siera-leone, Somalia, almost in all the cases these nations suffered more at the hands of their “Liberators” due to the sympathetic foreign involvements, not to mention the relations they have had prior forging their unholy alliances … Dear Ahmed, We can also apply the same evaluation system to own own Eritrean / Ethiopian relations, current as well as historical … Do we want a mini resistance movements protecting their turfs and supported by a foreign element, primarily serving the interest of the occupying force … then another liberation movement is required to undo or unseat our “new liberators” … that is exactly what happened in the countries I mentioned above … Dear Ahmed, no body doubts the legitimate right of the Afars, Kunamas, The Saho, and all other marginalized groups in Eritrea to resist and work towards their emancipation, however these groups liberation’s with the help of Ethiopia means the subjugation of the whole Eritrea, and if it results the indirect rule of such a foreign force … then the choices remains to the dependent forces in Ethiopia is simple, either join the brothers & sisters to bring about a genuine liberation, or continue to be a Ethiopia’s satellites to control and manage the Eritrean affairs … just like the countries mentioned above …

  • HalewaSewra February 21, 2013

    There will not be any movement in EDF again. Because the brutal dictator himself stated that, ‘ we have learnt ‘ what he mean is, he will try to decisive and divided people just to stay in power. There is already very big spies among the EDF. He already created crisis among the EDF and the people. There is no much to come from with in inside, but the only solution is, the movement of the opposition based in Ethiopian.
    However if there are any few remaining, the EDF should try without buying time again, otherwise the solution will be from the opposition based in Ethioopia, however again they are not prepared properly as they have no a united Army. The fight against hgdef seem no ways to predict.

  • ahmed saleh February 21, 2013

    The progressive forces within the military should find an
    alternative solutions to strengthen the needed support .
    Since many military officisls are stubborn and selfish
    eager to serve the dictatorial system , I think to have a
    secretive joint cooperation with armed Hgdf opponents
    across the border might scare hell out of them . We know
    they care less not to listen to people’s complaints .
    Therefore deal with the lsngusge they understand , period .
    Or keep dreaming like a coward watching while the sufferings
    take it’s toll .

  • Halafi Mengedi February 21, 2013

    With DEMHIT using Eritea as its base and a launching Pad, I wonder how difficult it would become to fight against PFDJ inside Eritrea. The oppositoin needs the support of Ethiopia. The opposition has a very good case to make for Ethiopia to come on board. DEMHIT is Ethiopia’s enemy. PFDJ is Eritrean people’s enemy. Eritrea and Ethiopia has one thing in common: a spoiler government/PFDJ.

    By mistake I posted the above comment in another place.

  • Hagerawi February 22, 2013

    Society is dynamic, it does not stop its awareness and consciousness. It is a matter of time to come whatever DIA said will be turned into good to the Eritrean people. All dictators are shouters. At the end of the day they go into the garbage bin of history. Issayas is nasty boy of the city of Asmara born there. The Eritrean people do not expect any thing from city boy except nasty things. Lying and deceiving are the knowledge of city boys that make them pretentious of knowledge.

  • ALEK February 22, 2013

    dooooooooooooooooooooo Tdeliyo emo ezngeakn eyu negeru,, zelon zeyelon were akibka neti hasot haki amsilka entekereb men ydenager elka sle zihasebka eyu,, n kentu aytidkemu bzihalefe hasot zeytegagena hji kngage malet zebet eyu, wetru awet N hafash zelalemawi zkri n Sematatna.

  • Solomon Semere February 22, 2013

    Amlak n hagerna Eritrea yzekra !!!

  • abeba February 22, 2013

    hizbn mengstn eritrea sirhom yiserhu alewu. ab natkum hatewtew gizie ybllomn

    • MacMan February 22, 2013

      selam all,

      abeba,”hizbn mengstn eritrea sirhom yiserhu alewu” eti sirhom gin bi haqi ms teqemete : eti isaias zibhal hasawin, seraqin, qetalin zikhone fitretn : eti barbarawi sikkone nai shefatu siraatun: etom kem taot zemlikhuwon zegelgwo gilotun ni hzbi eritra yexnitu eti hazbi kaa kem quasa zisaana abagie yiqitel::

Post a Reply to Halafi Mengedi Cancel Reply