Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃገራዊ መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)ንሰንበት ሚያዝያ 26 2015 ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ክገብር ኢዩ ። እዚ ኣኼባ’ዚ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝቐረበ መግለጽን ሓበሬታን መሰረት ብምግባር ንዝቐርቡ ሕቶን መብርህን ድሕሪ ምምላስ ቀጺሉ ብዛዕባ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)ንሰንበት ሚያዝያ 26 2015 ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ክገብር ኢዩ ። እዚ ኣኼባ’ዚ ኣብቲ ኣቐዲሙ ዝቐረበ መግለጽን ሓበሬታን መሰረት ብምግባር ንዝቐርቡ ሕቶን መብርህን ድሕሪ ምምላስ ቀጺሉ ብዛዕባ ምምስራት ዓንኬልን ምምራጽ መሪሕነት ዓንኬል ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣ ክዝቲ ኢዩ ። ስለዝኾነ ኩሉኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣን ኣብዚ ኣገዳሲ ኣኼባ ተረኺብኩም ብዛዕባ ህልውን መጻእን ሃገራዊ ጉዳያትኩም ክትዝትዩ ብኽብሪ ንዕድም ።

 

ዝካየደሉ ቦታ ፡ 847 Dovercourt Rd (owles Club)

መዓስ         ፡  ሚያዝያ 26 2015

ሰዓት          ፡ ካብ ሰዓት 3 ክሳብ 8 ድሕሪ ቀትሪ

 

 

ኣብ ሰዓትኩም ክትርከቡ ነተሓሳስ

ብደሓን ምጹ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)

ዞባ ሰምየን ኣሜርካ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT