Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህጹጽ ኣኼባ ኢንድያናፖሊስ፡

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ብምኽንያት ኣብ ንዩዮርክ ንዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ፡ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ከባቢኣን፡ ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ተሓሲቡ ዘሎሰላማዊ ሰልፊ፡ ንኽዕወት ኣድላዪ ስጉምቲ ንኽንወስድ፡ ሓቢርና ንኽንላዘብ፡ ንቀዳም 17 ጥቅምቲ ኣብ 55 South

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና
ብምኽንያት ኣብ ንዩዮርክ ንዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ፡ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ከባቢኣን፡ ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ተሓሲቡ ዘሎሰላማዊ ሰልፊ፡ ንኽዕወት ኣድላዪ ስጉምቲ ንኽንወስድ፡ ሓቢርና ንኽንላዘብ፡ ንቀዳም 17 ጥቅምቲ
ኣብ 55 South State Ave. Indianapolis  Indiana
ሰዓት  3፡00ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ሰዓትና ክንርከብ ነማሕጽን።
 
ብደሓን ምጹ
ኣካያዲት ሽማግለ
ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን
ኢንድያናፖሊስ ከባቢኣን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT