Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓሊመ

ካብ ርሑቕን ቀረባን ድምጺ ሂቡ
በርቅን ነጎዳን ኣዕጂቡ
ህቦቡላ ንፋስ ኣኪቡ
ሰማይ ተጻዓነ ደመና ጐልቢቡ
ከርደነኒ ሂወተይ ከቢቡ
ዓቕለይ ኣጻቢቡ ትንፋሰይ ኣቋሪቡ 
መድሕን ክደሊ ትንፋሰይ ንብዓቲ ቀሪቡ 

ካብ ርሑቕን ቀረባን ድምጺ ሂቡ
በርቅን ነጎዳን ኣዕጂቡ
ህቦቡላ ንፋስ ኣኪቡ
ሰማይ ተጻዓነ ደመና ጐልቢቡ
ከርደነኒ ሂወተይ ከቢቡ
ዓቕለይ ኣጻቢቡ ትንፋሰይ ኣቋሪቡ 
መድሕን ክደሊ ትንፋሰይ ንብዓቲ ቀሪቡ 

POST TAGS:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT