Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓበሬታ ንተኸታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና

ካብ ውሽጥን ደገን ዝዝርጋሕ ዘሎ ሓበሬታ ዘጨነቖ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ግዜ ዝገበሮ፡ ካብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣትሒዙ ‘ውን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ናይ ሳይበር መጥቅዕቲ (cyber attack) የካይደላ ኣሎ። ነዚ ኩነታት’ዚ ኣብ ምክልኻል ስለእንርከብ ነቲ በብግዚኡ

ካብ ውሽጥን ደገን ዝዝርጋሕ ዘሎ ሓበሬታ ዘጨነቖ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ግዜ ዝገበሮ፡ ካብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣትሒዙ ‘ውን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ናይ ሳይበር መጥቅዕቲ (cyber attack) የካይደላ ኣሎ። ነዚ ኩነታት’ዚ ኣብ ምክልኻል ስለእንርከብ ነቲ በብግዚኡ ዘጋጥመና ዘሎ ዕንቅፋት ክትርድኡልና ምስናይ ይቕሬታ ነዘኻኽር።

ህላዊኡ ሰንኮፍ ምዃኑ ተፈሊጡዎ ዘሎ ፍሹል ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ብድምጺ ኣሰና መዓልታዊ ን24 ዝዝርጋሕ ዝነበረ ኣገልግሎት ፈነወ ሳተላይት ራድዮ ብተመሳሳሊ ምኽንያት ከምዝዓፈኖ ‘ውን ይፍለጥ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
13 COMMENTS
  • kidan abrha April 28, 2013

    እዚ ሓበሬታ ብሰፊሕ ክወረ ቀንዩ ኒሩ። እንተኸነ ግን ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ካብ ወርቂ ቢሻ ዝረብሖ ዋላ ሓደ ነገር የለን። ሕጂ ድማ ብቐጥታ ብትህዛዝ ንኢሳያስ ደስምዖን ብዝህቦ ሓበሬታን ዘማሓድሮ አሚር ርክብ ምስ ኢትዮጵያ ከካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ነቲ እሱ ዘድልዮ ኩሉ ስምምዕ ምስ ኢትዮጵያ ምስ ገበረ ነቲ ተልኣኺኡ ዝ ኸነ አሳያስ ኩሉ ስምም ዑ አብ ተግባር ንኸውዕል ነቲ ዝኸነ ቅዋማዊ መነግስቲ ዘየብሉ ህዝቢ ብምንዓቕ ዝኸነ ሓቤሬታ ከይሀቡ ብቐጥታ አብ ዝቐረባግዜ ወደብ ዓሰብ ናብ ጥቕሚ ቃጣር ክውዕል ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ድማ ብመነገዲ ናይ ወጻኢ ማዕከናት ከሰምዖ ኢዩ።
    1. ኢሳያስ ዶብ ከይተሓንጸጸ ርክብ ዝብሃል የሎን ዝብሎ ዝነበረ ብመንገዲ ወናኒኡ ጊሩ ርክባት ይቕጽል አሎ
    2. ካብዚ ወደብ ዝመጽእ ገንዘብ ናበይ ከብል ኢዩ ወይ አቢሉ ይኸውን?
    3. ሃገራዊ አገልግሎት ብነጻ ክስከሙን ከራግፉን ኢዮም
    4. ንብረት ህዝቢ ብኢሳያስ ይዝመት አሎ
    5. ኢሳያስ ሃንደበት እንተሞተ ንህዝቢ ኤርትራ ዘርብሕ እኳ እንተኾነ እቲ እሱ ብሕቡእ ዝገብሮ ስምምዕ ንጽባሕ ናይ ህዝቢ ዕዳ ኢዩ ዝኸውን
    6. ህዝቢ ኤርትራ ስጋብ ምዐስ ኢዩ ትኽስ ዝብል ደሎ። ዘይሓትት። ደቁ አብ ዕዳጋ ብፀሓይ ይሽየጡ። ንብረቱ ይዝመት።…..
    7. ሰብ ክገብረልና ምጽባይ ገዲፍና ጉዳይና ባዕልና ክንፍጽም ምሓሸ ኒሩ

    • ማሊሻ April 28, 2013

      The news makes it clear the Eritrean regime of Issaias Afewerki is handing the sovereignty of port Assab to Qatar, a tiny Arab emirate. The Arab Qatar has in return agreed to lease the port to Ethiopia.
      What makes the news interesting, if it is real, is that the Arabs are abusing and enslaving Eritreans from Libya to Sudan and across Egypt, and also leasing its port on its behalf.

      When Mengistu Hailemariam insulted the Jabha – Shaebia gangs as “Arab dogs and Arab slaves” [ ye arab buchloch, ye Arab loliewoch, ኮራኩር ዓረብ ፣ ከደምቲ ዓረብ ] many of us, children at the time, were laughing at Mengistu’s supposed “ignorance”. Given what Issaias is doing with Assab and the sad slavery of Eritreans in the Arab world, I admit Mengistu was right.

      Mengistu must be laughing at the slavery of Eritreans from Libya to Qatar under the Arabs.

    • SUICIDE BY INDEPENDENCE April 29, 2013

      Kidan,

      You are very smart,you remind me of me,,,although you are polite.. And on top of what you noted about kneeling to Ethiopia indirectly…I do not know what kind of agreement they had in the signing off Eritrean ports ..Ethiopia seems to indicate that they have full right to the semi-ownership of Assab.It is indirect insinuation for now.
      I predictede long time ago this.

  • ማሊሻ April 28, 2013

    The following is one of the best rebuttal responses I have read so far by Hahabe on the article by እስጢፋኖስ ተሞልሶ [Estifanos temelso] who wrote in defense of the likes of Michael Adonay and Ali Abdu, that is, the recent Hgdefite escapees from their leaky Hgdef boat.

    ሓው እስጢፋኖስ፡ መጀመርያ ነዚ ዓቢ ኣገድስነት ዘለዎን፡ እዋናዊን ኣርእስቲ ወሲድካ ብምጽሓፍካ ምስጋና ንኣኻ።
    ኻብቲ ጠቂስካዮ ዘለኻ ሓደ ሓደ ነጥብታት ግን ሓቅነት ዘለዎ ኣይመስልን። ከም ወዮ ሰብ ዓዋተ ወብሳይት ድማ: መሓዛኻ ወይ ዘመድካ ትከላኸል ዘለኻ ትመስል። ህቡብነትን ክእለትን ሚኪኤል ኣዶናይ ዘማትእን ዘዛርብን ኣይኮነን። ምኪኤል ኣዶናይ ግን ካብቶም ከም ድላዮም ዝወጽኡን ዝኣትውን ዝነበሩ ውሑዳት ስነ-ጥበባውያን፡ ምናልባት ካብቶም ቅድሚት ዝስርዑ ክኸውን ይኽእል’ዩ። ንስለ ሓቂ እኳ ደኣስ፡ ካብቶም ፍርያቶም፡ ገና ስነ-ጥበበኛታት ሃገርና (ተጋደልቲ ወይ ሃገራዊ ኣገልግሎት) ዕዳጋ ከውዕሉ ዘይፍቀደሎም ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ካብቶም ካብ ፈለማ ፍሉይ ሓለፋ ተገይሩሎም ፍርያቶም ዝሸጡ ሓደ’ዩ ነይሩ። ኣብዚ ኣይግብኦን’ዩ ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ። ይግብኦን ፈረቃን። እቲ ገባቲ ስርኣት ካብ መጀመርያ ልዕሊ መዛንኡ ከምዝተጻብኦ ጌርካ ምቅራቡ ግን ቁኑዕ ኣይመስልን።
    ንኣብነት፡ መስኮት ቲቪ ኤርትራስ ሳላ እቲ ምስኡ ጸጸር ተዋሓሒጦም ዝተዓራረኹ ዓሊ ዓብዱስ፡ ከም መስኮት ገዝኡ እነናሻዕ ይቅልቀልን ይጥቀመላን ነይሩ’ዩ። ሓቂስ ኣይንዕበጥ ደኣ። በዓል መጽኣ፡ ቃለ-መሕትታት ክገብር፡ ኣረ እንሓሳብስ ኣዳላዊ ኮይኑ ክቀርብ፡ እንርእዮ ዝነበርና ካልእ ወዲ ኣዶናይ ዶ ደኣ ኾይኑ? ምናልባት እቶም ሰብ ቅብኣ፡ ደረስቲ፡ ኮታ ኩሎም ስነ- ጥበበኛታት ክብልዎ ዝኽእሉ ሰልዘሎስ ደሓን ንእዖም ንገድፎ። ምኽንያቱስ ኣብ ባህላዊ ጉዳያትን ህግደፍን ዝነበረ ቢሮክራሲያዊ ጠነግ፡ ንመናእስያት ስነጥበበኛታት ሓኒቅካ ቀቲልካ፡ ኩሎም ስነ-ጥበበኛታት ተጋደልቲ መታን ክረብሑ ዝግበር ዝነበረን፡ ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ዘብጽሖ ዕንወትን ንስኻውን ትስሕቶ ኣይመስለንን። እዚ ግን ንግዜ ክንገድፎ ደሓን።
    ኣብቲ ፖለቲካ ሃገርና ኣይተጨማለቀን ከምቶም ካልኦት ኢልካ፡ ክትሙጉት ትኽእል ትኸውን፡ እቲ ስርኣት ህግደፍ ዶቂስዎ፡ ኣብ ተለቭዝን ምውጻእ ኣብይዎ ኢልካ ሃፈስ-ቀደስ ግን ሓቂ ምእባጥ ጥራይ’ዩ። እቲ ነገር ኣብ ሓውኻን ኣርክኻን ምስ በጽሐ ሓባቢልካ ምጽሓፍ ኣይግድን። ዓዋተ ዶት ኮም ንሓዎም ዓሊ ዓብዱ፡ (ትኽ ትንፋስ ሚኪኤልን መሳርሕቱን) ክከላኸሉ ሓቂ ዓቢጦማ ደቂሶም ይርከቡ። ካብዚ ንላዕሊ ንህዝቢ ምብዳል ድማ ክህሉ ኣይክእልን። ፍትሒስ ንኹሉ ብማዕረ ደኣ። ሓቂ ከኣ እታ እንኮ ሓራ ተውጻኣና ቅድስቲ ነገር ንሳ ጥራ’ያ።
    ደሓር ከኣ፡ ህዝቢ ኣበይ ነይሩ ኢሉ እንተሓተተስ ዘኽፍእ ኣይኮነን። እዚ ድማ ካበይ’ዩ ዝነቅል መስለካ ሓውና እስቲፋኖስ፡ እቶም ነዚ ስርዓት መሓውርን ትንፋስን ኮይኖም፡ ሂወት ሰዂኡ ተተይ ክብል ዝገብርዎ ዘለዉስ እቶም ኣብ ላእለዋይ ጽፍሒ ዘለዉ ኩሎም ተላኣኣኽቱ ከምኒ ዓሊ ዓብዱን ካልኦትን እዮም’ሞ፡ ምናልባት ንሶም ተዝሕንግዱስ እዚ ስርዓት ትማል ምስ ፈረሰ ነይሩ ካብ ዝብል ኣተሓሳስባ’ዩ። ሓደ ብከምዚ ጽፍሒ ኣገልጋሊ ህግደፍ ዝነበረ ሰብ ኣብዚ ሕጂ እዋን ራሕሪሑ ስለዝወጸ፡ ኩሉ ክርሳዕን፡ ውግሕ ኢላ ይቅረ ክዋሃቦምን ማለትካ እንተኾይኑ፡ ኣይፋልካን ኣብ ምድሪ ኢና ዘለና። ደሓር ከኣ ካብ ዝወጽኡስ ማኣስ ውሒዱ፡ ነቲ ስርኣት ንምቅላዑ ግና ብዙሕ ዝረኣናዮን ዝሰማእናዮን የለን እሞ፡ “ስለምንታይ?” ኢልና ድማ ንሓትት። ተዘይኮነ በዚ ሞገተኻስ ኩሉ፡ በደል ዘውረደን ዘየውረደን፡ (ሚኪኤል ኣውሪዱ ኣይብልኩኻን) ህዝብና ዘጋፈዓን ዘየጋፈዓን ኩሉ፡ እዚ ስርዓት ኣብ ምኹርማሹ ራሕሪሕዎ ስለዝወጽኣስ፡ ኩሉ በደላት ከምዘይተገብረ ክንርስዖ ማለት ኣይኮነን። ወዳሓንካ።

    • Stefanos temolso April 29, 2013

      ሓው ሚሊሻ ዘረባኻ ዝድርበ የብሉን። ግን ከኣ ኣብ እነካይዶ ቃልሲ ክንልብም ክንክእል ኣለና። ኵሉ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝነበረ ሰብ ወይ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ምስ ሓለፍቲ ዝራኸብ ዝነበረ ሰብ ኵሉ ፈታው ህግደፍ እዩ ማለት ኣይኮነን። ንሰብ ውሽጡ ክትፈልጦ ዝከኣል ኣይኮነን፡ እሞ ኸኣ ኣብ ህግደፍ ከም ዝኣመሰለ ማፊያዊ ጭፍራ። በዚ ትብሎ ዘለኻሞ ኸኣ ንዝኾነ ንሃገሩ ዝውክል ህቡብ ኤርትራዊ ብገለ ምኽንያት ካብ ሃገር ኣብ ዝወጻሉ ግዜ ገጽ ክንከልኦ ማለት እዩ። ታሪኽ ንዝኾነ ሰብ ዘይሰድድ ጨካን መስርሕ ስለ ዝኾነ፡ ብወገነይ ኣብ ክንዲ ተቐዳዲምና ንሰባት ምውንጃል ክነዋህልል ምፍታን ዝሓይሽ ኮይኑ ይስምዓኒ። ካብኡ በለ፡ መፍቶ ኰራኵር ህግደፍ ኢና ክንከውን። እቲ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ሰኣን ውዳበን ንቕሓትን ዝፍጠር ዘሎ ሕንፍሽፍሽ ይኣክል። ክንሓብርን፡ ቃልስና ክነሕይልን ክንጥርነፍን ከለና እዩ መልክዕ ዘለዎ። እከለ ከምዚ እዩ፡ እከለ ድማ ከምዚ እንተ በልና ንቃልሲ ዝዕንቅፍምበር ዘሰስን ኣይኮነን።

      • ahmed saleh April 30, 2013

        Well said Stefanos , we suppose to look for alternative way on how to defeat the mentality of suspicion
        and condemnation on each other because it only create an atmosphere of frictions for nothing but only to
        pave a way on prolonging the life time of ISSAYAS regime .

  • sidiabdu@gmail.com April 28, 2013

    The struggle continues.

  • Hailu April 28, 2013

    AJOKUM ASSENA AJOKA EMA
    WE WILL STAND ON UR SIDE
    PLEASE ENCOURAGE THE READERS ALSO TO LOG IN THE FACE BOOK

    HGDEF IS VERY DISTURBED AND WILL MAKE WHAT EVER, PAY MILLIONS OF DOLLARS TO TRY TO SHUT DOWN OUR ASSENA.COM
    IT IS OUR RESPONSIBILITY TO HELP AND STAND FIRM AND ENCOURAGE OUR ASSENA.COM TO CONTINUE EXPOSE THE DICTATOR.

    • Ali-lol April 29, 2013

      Neger feshila eya. adi mikad eyu zewatsie hjis. teQawami yele dumu yele.

  • Truly Truly i say to you April 29, 2013

    Please as we heard if Assenna is in continuous trouble because attacking by PFDJ government, that means if a serious incident like Forto like causes again, we would be defiantly out of any information and have no access for debating. So i don´t think this problem is only Assena staff members, it is our public problem. So unless every citizen by whatever can, be it financial or technical knowhow supports Assenna, i don´t think the problem would be solved easily. Amanuel Iyasu and few dedicated individuals all the time have no obligation all the nation task or problems to carry or to solve alone!It is all of us responsibility! “ሰብኣይ ደሊኽን፡ ጭህሚ ጸሊእኽን” ደይከውን ነገር እዩ።

  • berhane berhe April 29, 2013

    yeqnyelna…. ASSENNA etigbro zela qalsi qetsile ab zihalefe semun kab hade emun arekey kab austral hade hibue haberet negrini Ali abdi edu ab australia kemzihabe habiruni yigrimeyi wielu hadiro kab hzbi zihibae kemzeyele gin ezi kulu ab lieli eritrea misti gebati belaeseb isayas zifetsmkayo geben kabti gidigad anchiwa wetsika eti haqi tenazizika nhzbika kehaso……. amlak neritrea hara yewtseaya

  • ahmed saleh April 29, 2013

    Amanuel Iyassu and Assenna staff and all genuine writers and commentators Eritreans hard core spirit of
    Eritreans to challenge wrongs for the sake of justice and truth became surprisingly a threat to HGDF
    authority . This political fight against under umbrella of Assenna and others against the regime reached
    on a level to take action to stop it but they forget their past teachings ” our struggle is harsh but our
    victory is imminent ” . So now we are on the same cycle of struggle to the goal of Eritrea we dreamt and
    paid heavy price . As ASSENNA supporter I proudly can say ; WE ARE ALL TOGETHER TO THE END .
    VIVA FORTO – VIVA ERITREA – VIVA OUR MARTYRS and VIVA OUR PEOPLE .
    AGAIN OUR VICTORY IS ONLY THE MATTER OF TIME BECAUSE AT THE END ALWAYS TRUTH TAKE UPPER HAND .

  • salma a. May 1, 2013

    whatever happens we stand by ASSENNAI! Viva Assennai!