Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓበሬታ ንኹልኹም ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ በይ ኤርያን ከባቢኣን

ንዕለት 25 ቀዳም ሓምለ 2015 ምሸት ዓቢ ናይ ሕድሕዳዊ ምትሕቑቓፍ ድራርን ምዝንጋዕን (ዲጀ) ብደቂንስትዮ ኣባላት ቢይ ኤርያ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩልና ተኣኻኣኪብና ክነምሲ ንዕድመኩም ፡፡ ቦታ Shuttk  &55th good hope church. ስዓት 7፡00 ምሽት ይጀመር። ብድሓን

ንዕለት 25 ቀዳም ሓምለ 2015 ምሸት ዓቢ ናይ ሕድሕዳዊ ምትሕቑቓፍ ድራርን ምዝንጋዕን (ዲጀ) ብደቂንስትዮ ኣባላት ቢይ ኤርያ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩልና ተኣኻኣኪብና ክነምሲ ንዕድመኩም ፡፡ ቦታ Shuttk  &55th good hope church. ስዓት 7፡00 ምሽት ይጀመር።

ብድሓን ምጹ፡ ዓወት ብሓድነት፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Bitibito July 19, 2015

    “መምህር ኣብ ኤርትራ ብድኽነት ዝፍለጥ ዜጋ ኢዩ።” ትብል እዛ መርበብ ኣሰና።

    ኣይተ ከረን ሃደ እዋን ከም ዝበሎ፥

    መምህር ኮነ ኩሉ ኤርትራዊ ከም ሎሚ ጥዒምዎ እኳ ዘይፈልጥ። መምህር ሎሚ ከም ድላዩ ዝመረጾ ገዛ ይገዝእ፤ ወረ ገሊኦምሲ ቪላ ካብ ባንክታት ኤርትራ ውሕስነት ረኺቦም፣ ተለቂሖም ዝገዝኡ መሊኦም እዮም። ደቂ መምህራን ድማ ካብ መብዛሕትኡ ኤርትራውያን ቤተሰብ ንላዕሊ ብዝበለጸ እዮም ዝነብሩ ዘለዉ።

    ዋእ እዛ ኣሰና ትሕሱ ድያ ዘላ፧ ከም ሎሚ ደኣ፣ ኣብዛ ሓራ ኤርትራ ጌሩ ጥዒሙና እኳ ዘይፈልጥ። ሳላ እቶም ባህሎም ታሪኾም ቋንቋኦም ዘኽብሩ ለባማት ሊቃውንቲ መራሕቲ ገድልና ኣበይ ኣበይ ስልጣኔ እንዲና ተወንጭፍና ዘለና። ኣብ ሕክምና እሞ እንታይ ክብለኩም እየ፣ ግደፎ እግሩ ዝተቖጽየ ይትረፍ፣ እግሩ እተቖርጸ፣ ኣብዛ ሑርየት ዱዋለት ኣል ኤርትሪያና፣ ብ ክሎኒን ፔትሪዲሽ ሓዳስ እግሪ ኣብቁልና እንዲና ንልቅብ።

    ደይ እቲ ፊውዳል ሃጸይ ሃይለሰላሰ ዓይንና ብጭቆና ደፊኑና እምበር፣ ብሕክምና ኣይትበል፣ ብኮንስትራክሽን ኣይትበል፣ ብኣግሮ ኢንዳስትሪ ኣይትበል ዋላ ንዓዲ ጣልያንን ንኹቡራት ብሩኻት ኣሕዋትና ዓምታትና ዓረብን ግደፎ ንቅልቦም ኢና ዘለና ብስጋ፣ ፋርማጆ፣ ዘይቲ ብልዒ፣ ማርቶዴላ፣ ኣራንሺ፣ ባናና፣ ቡን፣ ሽኮር፣ ስምስም፣ ሰሊጥ፣ ዓሳ ባልዶንጋ፣ ዓተር፣ ባልዶንጋ፣ በርበረ ፤ ግደፎ ማራ ሳምና፣ ዓለባታት ጨርቂ፣ ሳእኒ፣ ጎልፎ፣

    ግደፎ ኣባ እዚ ርጉም ሃጸይ ሃይለሰላሴ ክንደይ ኣብያተ ማእሰርቲ ዘይሰርሔ፣ ክንደይ ፋብሪካታትን ጽርግያታትን ዘየዕነወ። ን ሸቃሎ ፋብሪካታት ንወርሒ ኣርብዓ ብር ጥራይ እዩ ዝኸፍሎም ዝነበረ፣ ዘይሓፍር ድማ ንሓንቲ ኮንጎ ሳእኒ ብሓምሳ ሳንቲም ይሸጣ፤ ንደርሆ ብሓደ ብር፣ ንሓንቲ ክፍሊ ገዛ ኽራይ ሓሙሽተ ብር፣ ንኹንታል ጣፍ ዓሰርተ ሓሙሽተ ብር፣ ሽሮ በርበረ እሞ ኣይቅረብን፣ ጠለ በጊዕ እሞ ብዓሰርተ ብር ከመይ ጌርካ ክቕረብ።

    ሎሚ ሳላ ጀብሃን ህግደፍን ሓራ ወጺእና ባስቦርትና ሒዝና፣ ተዲልና ንዓዲ ጣልያን፣ ኣማሪካ፣ ዓዲ ሽዊደን፣ ጀርበን፣ ብሪጥንያ፣ ኣፉ እስትራልያ፣ ኢስራኤል ዓዲ ኣል ይሁዲ፣ ሁላንድያ፣ ፍራንጽያ፣ ካንዳድእያ፣ ሊብያ ትሩቡሊ፣ ሱዑድያ መካ መዲና፣ ኩዊት፣ ሶርያ በንፋሪት ኣራጢትና ባስቦርትናን መዋሳወሲ መንቀሳቐሲ ሒዝና ብቋንቋ ዓረብ ኮሪዕና ዓጀውጀው ኣንበልና፣ ያላ ናሕኑ ኤሪትዪን ቀልጥፉና መደቀሲ ሆቴልናን መግባናን ኣምጽኡልና ኢልና ኮሪዕና ንኣቱ። ዋላ እቶም ለወሃት ናይ ዓረብ በደዊን እቶም ዝተባረኹ ራሻይዳ እንተደንጎዩና፣ ብካልቾቲ ኢና ንብሎም፣ ጥምት እንተቢሎሙና እሞ ብጽፍዒት ጉንዲ ዱንዲ እዝኖም ነላህዮም። ንዓና ኤሪትሪይን ዋላ እዞም ሓሳዳት ኢትዮጵያን ወያነን ኣፍሪቃን ብምዕባለናን ወርቅናን ዓረብኛናን መግብናን ባስቦርትናን ቅንእ እዮም ዝብሉልና።
    ——______________

POST A COMMENT