Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓበሬታ – ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ

ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grassroots Movement)፡ ን Aug 15, 2015 ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ዝካየድ ኣኼባ፡ እዞም ዝስዕቡ መደባት ክህልው ኢዮም። ብሽማግለ ናይ’ቲ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ

ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grassroots Movement)፡ ን Aug 15, 2015 ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ። ኣብቲ ዝካየድ ኣኼባ፡ እዞም ዝስዕቡ መደባት ክህልው ኢዮም።

  1. ብሽማግለ ናይ’ቲ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ናይ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጸብጻብ ስራሓ ምቕራብ
  2. ንጸብጻብ ናይ መርማሪት ኮሚሽን ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ብዝምልከት ብዛዕባ ንቐጻሊ ክግበር ዘለዎ ጉዳይ ምዝርራብን
  3. ምርጫ ናይ ሓደስቲ ሽማግለ ምክያድን

ኣብ’ዚ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ’ዚ ኣብ ኣትላንታን ከባቢኣን እትርከቡ ኤርትራውያን ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።

ኣኼባ ዝጅምረሉ ሳዓት 5፡00 pm

ቦታ፡ ኣብ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ማሕበረኮም ኣብ ጅርጅያ: ኣድራሻ 720 Hambrick Rd, Stone Mountain, Ga 30083

ብድሓን ምጹ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Negusse August 14, 2015

    ሀየ ሰብ አትላንታ ሎሚውን ከምቀደምኩም በልብን ብቅንዕናን ተአካኪብኩም ጽቡቅ ምከሩ ሕዝቢ ኤርትራ ፍታሕ ካብ ዝኾነ ግዜ ንላዕሊ ይጽበ አሎ ሀገርውን ተፈረሰ እያ ዘላ ዝትረፉ የብሉን ” ሎሚ ዘይከተተ ብደው ከምዝሞተ እዩ።” ኩሉ ዓዓቅሙ ይግበር ።ሎሚውን ከምትማሊ ክወግሕ እዩ ወይለኩም ” ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና ።ብጣዕሚ ትሕፍር አዘራርባ።ካበይ እኹም ረኺብኩማ ህግደፍ ድዮም ሂበሙኩም።ናይ አእምሮ ስንኩላን ጥራሕ እየ ዝብለኩም።መቸስ የሕዋትና እንድኹም ምሕረት የውርደልኩም።

POST A COMMENT