Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ንኣቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ከሊፋ፡ ከምኡ `ውን ንኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓብዱላ ሓምዳይ ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኣሰና ካብ ሱዳን ሓቢሮም።

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፡ ትማሊ 31 ጥሪ ንኣቦወንበር ተቓዋሚ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ከሊፋ ካብ ካርቱም፡ ከምኡ `ውን ኣብ ጊርባ ንዝነበር ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓብዱላ ሓምዳይ ካብ ከሰላ ከምዝኣሰሩዎም ምንጭታት ኣሰና ካብ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፡ ትማሊ 31 ጥሪ ንኣቦወንበር ተቓዋሚ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ከሊፋ ካብ ካርቱም፡ ከምኡ `ውን ኣብ ጊርባ ንዝነበር ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓብዱላ ሓምዳይ ካብ ከሰላ ከምዝኣሰሩዎም ምንጭታት ኣሰና ካብ ሱዳን ሓቢሮም።

ሓደ ካብ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ዝኾነ ተጋድሎ ሓርነት ፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ሑመራ ጉባኤኡ ከካይድ መደብ ኳ እንተነበሮ፡ መንግስቲ ሱዳን ንኣባላቱ መሕለፊ ፍቓድ ስለዝኸልከሎም እቲ ጉባኤ ከምዝተሰናኸለ እቶም ምንጭታት ሓቢሮም።

ማእሰርቲ ኣቦ ወንበር ሑሰን ከሊፋን ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ዓብዱላ ሓምዳይን ብ ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ኳ እንተተፈጸመ ኢድ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ክህልዎ ከምዝኽእል እቶም ዝርዝር ሓበሬታ ክልእኩልና ምዃኖም ዝሓበሩ ምንጭታት ኣገንዚቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
24 COMMENTS
  • simon February 2, 2016

    i hope the Government of SUDAN to realise the freedom fighter hussen kelifa .the governement of sudan have responsible for his safetey.sudan should immedeiateley realese him .we now a lot eritreanes fredom fighteres the are assasineted in kassala lake mahmud hasseb said saleh welde dawit bay the dictator of eritrea.the governement of sudan must respect to all eritreanes .

  • Gebre Tekle February 2, 2016

    መራሕቲ ውድባት መራሕቲ ሰልፍታት መራሕቲ መድረኽ ሎሚ ን ኣቦ ቃልሲ ኣቶ ገዲም ተቃላሳይ መራሕ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጽባሕ ዋላ ብኻሎኦት ናዓካትኩም ክሳብ ሰሚርኩም ሕድሕድ ክትካላኸሉ ዘይ በቕዓኩም።
    ሎሚ መራሕ ዓቢ ውድብ ተኣሲሩ ብሓደ ዄንኩም ጸቕጢ እንተዘይ ጌርኩም ዝጽበየኩም ዘሎ ሓደጋ ኮሎ ጌና ኣማዕዲኹም ርኣይዎ። ስለዚ ንመንግስቲ ከንያ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ንስዳን ጸቕጢ ክገብራ ናይ ዲፕሎማሲ ብቖዓትኩም ንምድሓን ኣንታይ ታራ ከም ተጻወትኩም ንህዝቢ ጸብጻብ ክትህቡ ትሕተቱ ነዚ ከይመጽእ ብሓደ ስርሑ ክንብል ጸኒሕና።
    ሕጂውን ኮለል ገዲፍኩም ነቶም መሳርሒ ህግደፍ ዝኮኑ ነዚ ተቓውሞ፡ፋሕ ፋሕ ዘብሉዎ ዘለዉ
    መፍቶ መስሓቅ እዞም ሸራፋት ከይትኾኑ ብሓድነት ሕድህድ ምክልኻል ከተጥሩዩ ይግባኣኩም
    እንታይ ከም ዝገበርኩም፡ ክንካታተል ኢና።
    ክም ፍረ ምንቅስቅሳትክም ብምድሓን ብጻይኩምመራሕ ውድብ ተጋድሎ ሓርንት ኤርትራ ኣቶ ሕስየን ከሊፋ ጽቡቕ እንተገርኩም ብጽቡቅ ተሓላቅነትን ክንጽሕፍ ኢና
    ናይ ስቕ እንታይ ገደሸኒ መርገጽ እንተ ወሲድኩም ድማ ከነቃላዓኩም ኢና
    ንጽቡቕ መገዲ ክትወሱ ይምነየልኩም ኣብ ምክትታልኩም ይርከብ።
    ካብ ገብሪሂወት (ኣቡ ዓሸራ)

    • AHMED SALEH !!! February 2, 2016

      Eritrean political and civic organizations should take this event very
      serious including other issues concerning Sudanese government security officials illegal practice to violate the right of Eritrean refugees .
      They must find ways to bring these cases get attention as part of their
      diplomatic efforts for recognition from international body .
      Time had been changed in favor of Eritrean people desire to fight for
      liberty but our opposition weak excuses missed to take advantage .
      Believe me if they were strong and United force , Sudanese government
      might think twice for the sake of it’s own future interest .

    • Ghirmai Teferi February 5, 2016

      Sebuk zereba Abu asheraa kemaka lebamt yibzehuu.

  • gebar February 2, 2016

    ብጀካ ተኣሲሩ፡ ተቀቲሉ…… ተፈቲሑ:ተዓሪቁ…. ዘይበሃሎ ዘመን!!!

  • Semharr February 3, 2016

    Time for bold action!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • Semharr February 3, 2016

    To day ንኣቦወንበር ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሑሰን ከሊፋ፡
    Tomorrow is going to be you!

  • ኣርዓዶም February 5, 2016

    i think hgdef are hard workers about this, so the opposition are sleeping whilst hgdef is taking them one by one…its all ridiculous and sham to the leaders of the opposition,
    we are tired of saying united but being scattered will be the same as mr Husen kelifa to others…difference is more dangerous and difficult than fighting with dictator.

POST A COMMENT