Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓጺር ታሪኽ ሓርበኛ ኣቶ መዋእል መብራህቱ/Introduction statement for eulogy/ Poem

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/Aboy-Mewail-final.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Mesinas June 28, 2014

    ንጅግና ሓርበኛ ኣቦና ተጋዳላይ መዋእል መብራህቱ መንግስተ ሰማይን ዘልኣለማዊ ዝኽርን፣ ንስድራቤትን ፈተውትን ድማ ጽንዓት ይሃብ ልዑል ፈጣሪ ንብል!!!

  • Hagherawi June 28, 2014

    One of the great sons of Eritrea; may his soul rest in peace.

  • sara gual eritra June 30, 2014

    stbuk shim endatezekere ynebr
    kemakum zibele zega yekurE
    tesfa ygebir ZITK’UKUM weledo kihlwu
    aboy mewael ARKI aboy
    n sidra AMLAK tsinAt yewrdelkum

  • ዓብዱልዋስዕ January 13, 2019

    አቦይ መዋእል መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ክልተ ብሉፃት ደቆም ናይ ብርጌድ 97 ጀብሃ ካድር ናይ 3ቲ ቦጦሎኒ ዝነበረ ቄሳር መዋእል መብራህቱ 1981 አብውግእ ሕድሕድ ምዕላብ ዝባሃል አብ መንጎ ባርካን ሳሕልን ክስዋእ ከሎ አብኡ ውዒለ ነቢዔ ቀቢሮዮ 2; ሙሉጌታ መዋእል መብራህቱ አብ ዒላ ዓብደላ ክፍሊ ሃንደሳ ናይ ተሓኤ ክዕለሙ ከለዉ ብሃንደበት ተፈንጅሩዎም አብኡ ተሰዊኡ ምንአሱ ንቄሳር እዩ ነሩ ኩሎም መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ጀጋኑ ኤርትራ

POST A COMMENT