Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Abisho January 2, 2014

    Yes,you are right.

  • Abisho January 2, 2014

    You,are right.

  • Berhe Tensea January 2, 2014

    Yes you are 100% right….

  • Negasi January 3, 2014

    ናይ ብሐዊ ንኢሳያስ ዝፈጠረን ናብ ስልጣን ዘደየበን ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ጐራሕ ኢሳያስ ነዚ ስለዝፈለጠ ህዝቢ ሐይሉን ሐሳቡን መታን ከየወሃህድ ብዝተፈላለየ ስልቲን ሜላን ተጠቒሙ፣ በብስምዒቱ እንዳተናኸፈ ናይ ስነ አእምሮአዊ ማሕለኻ ጌሩ አሲሩዎ ይርከብ። ከምቲ ሰአላይ አቕሪቡዎ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ርኡይ መቑሕ ተአሲሩሉ ዘሎ ናይ ስነ አእምሮ ማሕዩር ይብርትዕ። ብራቮ ሰአላይ ግሩም ትኽክለኛ ብሩህ መግለጺ።

  • Truly Truly i say to you January 4, 2014

    ናይታ በቕሊ ጉልበትን ነቲ ተኣሲራትሉ ዘላ መንበር ቕለትን ምስተኣዘብኩ፣ ቁሩብ እታ በቕሊ ንጸጋም ወይ ንየማን ገጻ ትጥወይ መሲሉኒ፣ ክሳብ ክንደይ ሚአቲ ሜትሮ ነታ መንብር ሲሂባ እንክሊል ከተብላ ከምትኽእል ባእምሮይ ተቀሪጹ ተኣዘብኩሞ ናይ ብሃቂ ብስሃቕ ፍንጥህ እዬ ዝበልኩ ቑሩብ ነታ መንበር ከይደንገጽኩላ። ናይ ብሃቂ እቶም ነጻ ካብ ምዃን ዝእንቅጹና ዘለዉ ቀይድታት ካብ ድኻም ኃይሊ ዘይኮነስ ካብ ጉድለት ኣተሃሳስባ ዝመንጨወ ምዃኑ´ከኣ ጽቡቕ ገራ ትገልጽ ስዕሊ እያ በልኩ። ብተወሳኺ ግን ብመንገድና ዘበለ ኩሉ ቕኑእ ልቦና፣ ሚዛናዊ ፍትሃዊነትን ፍርድን፣ ናይ ዕላማ ሃድነትን ሃደ ልቢ፣ ብፍላይ በቲ ተቓዋማይ ወገን ሰለዝጎደለም እዩ እንተበልኩ ብዙህ ካብ ሃቂ ዝወጻእኩ ኣይመስለንን።

POST A COMMENT