Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መል እ ኽቲ ስ ን ኩላ ን ተ ጋ ደ ል ቲ ኣ ብ ብሩ ራ ዊ ኢዮቤል ና ጽ ነ ት ኤ ር ት ራ ፣

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/ስንኩላን-Last-one-pdf-.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
24 COMMENTS
  • gansheraanbetha April 7, 2016

    ንዑ በጃካትኩም ተቃውምቲ ብዙሕ ዘረባ ዋጋ የብሉን ተግባርራዊ መሃሪ ዝኮነ ናይ ምርሻን ስጉምቲ ኣብ ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ኣርእዩና።ጉይይ ካብ ምዓል ክሳድ ምሓዝ ይሕሸክኩም።

  • solomoneritrean April 7, 2016

    ata timali tanki nimkisal zeytiferhu zineberkum mis hasawin do tiwagu ayneberkumn hiji dea mis agar kirbit mikan siena!1

  • Beteliheam April 7, 2016

    ዝገርም ኢዩ ናይ ኤርቲራ ነገር ምስኪን ተጋዳላይ ኩሉ ዘርከበ ብሰንኪካ እዩ ፡ ገለ መን ተጋገደለልይ እሉካ ፡ ገለ ድማ ተጋዲልካ አንታይ ገርካለይ ኢሰያስ ሂዝካለይ መሲኻ ፡ ሒጂ ድማ አቅሬታ በዲለካ እየ ህዚበይ አይትሃዘለይ እሉ ንህዝቢ እርትራ ምህረት ይልምን አሎ ምስኪን ተጋድይ ።ኪንዲ ሰከሎስኩስ እደይ ተነከስኩ ኢሰያስን መሻርክቱን ዚበደሉዎ በድለ ስንኩል ተጋዳላይ እቅረታ ኪሃትት ምስ ምናታይ ይኩሰር ፡ በሉ ሂጅ ኸ መናሰይ እሪትራ ከምቲ ምህዳም ካብ ዓዱ ዚኻኣሎ ፡ ለውጠ ምምጸእ ናተይ ግደ እዩ እሉ ይጅምሮ ዶ ይኾውን ምስ ነፍስወከፍ ሃላፊ ተጋዳላይ አገልግሎት መናሰይ አሎ አቲ ሂዝዎ ዘሎ ብረት ናብቲ ብገበን ዚህተትት ዘሎ ኣብ ስልታን ዘሎ አካል ተጋዳላይ ዚውከስ ዘሎ ዘይየክነዖ ስለምንታይ እዩ ።

  • anbes April 8, 2016

    Bojbaj Isayas kianu eyu mot nIsayasn ntelamatin bflai nezom ab dege koinom dekom zeisededu nsom aykdu bdem seb zshikutu

  • Semharr April 9, 2016

    ም ፍ ር ሕን ምጅጃ ውን ዝ ኣ መሰ ሉ ዘ ይ ኤ ር ት ራ ዊ ባ ህ ር ያ ት ኣ ወ ጊ ድና ፣

    ብኤ ር ት ራውነ ት ና ሰ ሚር ና ን መበ ል 25 ዓ መት ወይ ብሩ ራ ዊ ኢዮ ቤል ና ጽ ነ ት ኤ ር ት ራ ና ይ ብሓቂ

    ና ይ ህ ዝ ቢ ኤ ር ት ራ ዕ ለ ተ ና ጽ ነ ት ክ ን ገ ብራ ን ል ዓ ል ።

  • Semharr April 9, 2016

    ፍ ር ሕን ምጅጃ ውን ዝ ኣ መሰ ሉ ዘ ይ ኤ ር ት ራ ዊ ባ ህ ር ያ ት ኣ ወ ጊ ድና ፣

    ብኤ ር ት ራውነ ት ና ሰ ሚር ና ን መበ ል 25 ዓ መት ወይ ብሩ ራ ዊ ኢዮ ቤል ና ጽ ነ ት ኤ ር ት ራ ና ይ ብሓቂ

    ና ይ ህ ዝ ቢ ኤ ር ት ራ ዕ ለ ተ ና ጽ ነ ት ክ ን ገ ብራ ን ል ዓ ል ።

  • Semharr April 9, 2016

    Excellent article. All the things that you mentioned are true. Its better late than never. Just like you brought it, you should take him down and dismantle everything that was imposed by him including his flag, the burned flag. We hope on May 25th we all stand together with our liberation flag, Semayawit Banderana that stands for freedom, liberty, equality and justice for all. All the freedom loving people should only raise one flag, our liberation flag, we should all reunite under one banner, under one flag to dismantle our number one enemy, the tyrant Isayas and his blind followers.

POST A COMMENT