Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ፣ ንህቡብነት ሓዳስ ደርፊ ‘ሓድነት’ ወዲ ትኳቦ ኣብ ኤርትራዉያን ኣመልኪቱ፣ “ናይ ቦብ ማርሊ ህሞት ደኾን’ዩ” ክብል ጽሒፉ።

መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ፣ ንህቡብነት ናይታ ዮሃንስ ትካቦ (ወዲ ትካቦ) ንስርዓት ህግደፍ ድሕሪ ምግዳፉ “ሓድነትና” ብዝብል ኣርእስቲ ዝዘየማ ሓዳስ ደርፊ ኣመልኪቱ “ናይ ቦብ ማርሊ ህሞት ደኾን’ዩ?” ክብል ኣብ ዘቕረቦ ዓንቀጽ፣ “ንመንግስቲ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝነቅፍ ዝመስል ናይ

መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ፣ ንህቡብነት ናይታ ዮሃንስ ትካቦ (ወዲ ትካቦ) ንስርዓት ህግደፍ ድሕሪ ምግዳፉ “ሓድነትና” ብዝብል ኣርእስቲ ዝዘየማ ሓዳስ ደርፊ ኣመልኪቱ “ናይ ቦብ ማርሊ ህሞት ደኾን’ዩ?” ክብል ኣብ ዘቕረቦ ዓንቀጽ፣ “ንመንግስቲ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝነቅፍ ዝመስል ናይ ተቓውሞ ደርፊ ሙዚቀኛ ‘ታ ንእሽቶ ሃገር ኤርትራ ኣብ ‘ዩትዩብ” ዋዕዋዕታ ፈጢሩ” ክብል ጽሒፉ።

መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ፣ ነታ ብ demo.archive.assenna.com ኣብ ዩትዩብ ዝተዘርግሐት ኣብ ሒደት መዓልታት ልዕሊ 100 ሽሕ ህርመት (ክሊክ) ዝረኸበት ደርፊ ምርኩስ ብምግባር ኣብ ዘቕረቦ ጽሑፍ፣ “ሓንቲ ካብተን ዝነኣሳን ኣዝዩ ጽዑቕ ቁጽጽር ዝግበረለንን ሃገራት ኣፍሪቃ ዝኾነት ኤርትራ፣ ወትሩ ናይ ተቓውሞ ደርፍታት ክንድዚ ዋዕዋዕታ ዝረኽቡላ ቦታ ኣይኮነትን። እንተኾነ፣ እዛ “ሓድነትና” ብዝብል ኣርእስቲ ስነጥበበኛ ዮሃንስ ወዲ ትካቦ ዘቕረባ፣ ህድእ ዝበለ ዜማን ሓያል ግጥምን ዘለዋ ደርፊ ግን ድሮ ልዕሊ 100 ሽሕ ህርመት ኣመዝጊባ ‘ላ።” ኢሉ።

ንሱ ኣብ ግጥሙ “ ክልተ ወለዶ መንእሰያት ከምዝሃለቐ ‘ሞ መዓስ ምስጢር ኮይኑ” ከምዝበለ ብምጥቃስ፣ ነቲ ብ “ገድሊ” ዝፍለጥ ናይ ሓርነት ቃልሲ ‘ውን ብትዝታ ከምዝዘከሮ ጽሓፋይ ናይቲ ዓንቀጽ ፖል ብራውን ይገልጽ።

እታ ደርፊ ብሰፊሑ፣ ከም ነቐፌታ ናይቲ ን20 ዓመት ኣብ ስልጣን ዘሎ፣ ንግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ስርዓቱ ብልሙድ ኣብ ዝተሓተ ሰንጠረጃት ዓለም ዝስራዕ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከምእትትርጎም እቲ ዓንቀጽ የረድእ።

እቲ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ከም መመሰሊ ዝተጠቕመሉ ቦብ ማርሊ፣ በቲ ሰፊሕ ኣህጉራዊ ህቡብነት ዝረኸበ ብሬገ ዝፍለጥ ቅዲ ሙዚቃኡ፣ ንሓድነት ኣፍሪቃን ቃልሲ ሓርነት ኣፍሪቃውያንን ዝድግፍ ንኣፓርታይድ ዝነቕፉ ፖለቲካዊ መልእኽቲ ዝሓዘሉ ደርፍታት ዘቕረበ ውሩይ ጀማይካዊ ስነጥበበኛ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
19 COMMENTS
  • open your mind November 29, 2013

    Kidane
    People like you who leaks Esayas ass have short life to live like your god Esayas .time changes where are you going to go after the death of your god Esayas.the hunt will start not only for you even for your family .the same like kazafi family.do you know Esayas is also agame and is fucking you .Wedi Tukabo is HERO HE SERVERD HIS COUNTY WE ALL KNOW .what did you do to be called Eritrean except kissing Esayas ass.

    • kidane November 29, 2013

      Anta rifraf teref weyane.ab computer konka awet yelen.
      Grem biafka awet kirikeb hhhhhhhhh!

    • kidane November 29, 2013

      Kedka mis wedi tikabo kebero hirem ab mekele inber eritreas resiaya ab sidet kitarig ika.

  • ghezai November 29, 2013

    kidane
    miskinay meguhay zemedu kublu neaka mis rekebu eyom povereto eblu abotatna kemka halay mis reayu

    • kidane November 30, 2013

      Anta kelbi weyane
      Tekawemti eritrea
      1 computer degena
      2 hasot sinkina
      3 lekbetbet taktikna
      Abzi alka awet biafka hhhhhhhhh!!!!!!

  • KBE TGDALAY November 30, 2013

    wde tkabo nmslna eyo zhitite zlo ny tgdaliy dgafi alewo tgdaltko nbdaili alna kbe aklsnklain eritra hadi .zgrmkom klo abil hrntaw wgait n dktatare esiyaise aki tfe elwo alo tlame swat esyais ywrade abe myhbair zgbrna ayrsanayon etom antar wdtkbo tzrbo eska mlslna nana abe entirnait kb dlylwte snklain eritra

    • kbret December 3, 2013

      wedi tikabo
      You are amazing artist. Brilliant human being. Your songs has so much meaning all the time you come up with something. All I have to say is God bless you. You r the best!!!!

POST A COMMENT