መርድእ፣ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት ካሕሳይ
እቶ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት ካሕሳይ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ኮሎን ብዓርቢ ዕለት 3 Feb. 2017 ዓሪፉ። ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዝፍጸመሉ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተመልኪቱ ዘሎ ሰዓትን ዕለትን ቦታን ከም ዝኾነ ስድራቤት ብትሕትና ይሕብሩ። ኣድራሻ Koeln, Zollstock Suedfriedhof.
እቶ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት ካሕሳይ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ከተማ ኮሎን ብዓርቢ ዕለት 3 Feb. 2017 ዓሪፉ። ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዝፍጸመሉ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተመልኪቱ ዘሎ ሰዓትን ዕለትን ቦታን ከም ዝኾነ
ስድራቤት ብትሕትና ይሕብሩ።
ኣድራሻ Koeln, Zollstock Suedfriedhof.
Hoeninger Pl, 25,
50969 Koeln
ዕለት ስኑይ ዕለት 13 Feb. 2017
ሰዓት ሰዓት10.00 ቅድሚ ቀትሪ ኢዩ
Ps.,
ሰነስርዓት ፍትሓት ዝፍጸመሉ ቦታን ዕለትን ኸኣ
ንቐዳም ዕለት 11.00
ኣብ ቤተክርስትያን Mariae Empfaengnis
ኣድራሻ Bruehler Str. 124።
ሕሰም ኣይትርከቡ
ስድራ ቤት ኣቶ ተስፍሁነይ ሃይለመሎኮት፡
Maekele February 8, 2017
RIP dearest brother Tesfahuney. To family and friends tsniat yihabkum.