መርድእ፣ ነፍስሄር መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ

Hagos_mezgebo

ብሃንደበታዊ ሓደጋ ሞት መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ፣ ትውልዲ ዓዱ ቅንቶ ኣኽራን፣ ከባቢ ምምሕዳር ጸሮና ዝኾነ ሓውናን ወድና ዝተሰመዓና መሪር ሓዝንን ጓህን ንገልጽ። ስነስርዓት ቀብሩ ዝፍጸመሉ ዕለት ብሓደ ሓደ ተክኒካዊ ምኽኒያት ክሳብ ሕጂ ክንውስን’ኳ እንተዘይከኣልና ኣብ’ቲ ዝዓረፈሉ ከተማ ኣለንታወን ፐንሰልቨንያ ኣሜሪካ (Allentown, Pennsylvania USA) ኣብ’ዚ ቀረባ መዓልታት ክፍጸም ምዃኑ ነፍልጥ። ኣዕሩኩ፣ ፈተውቲ፣ ቤተሰብን ግዱሳትን ኤርትራውያን ከካብ ከባቢ እንዳደወልኩም ሓገዝኩም ከተወፍዩ ዝሓተትኩምና ምስጋናናን ኣኽብሮትና እንዳገልጽና፣ ሓገዝኩም በዚ ዝስዕብ ኣጋባብ ክትሰዱ ከምእትኽእሉ ንሕብር። ክብሮም ኢሳቕ ተክለሃይማኖት ብተለ. 202 306 6011 ደዊልኩም ክትሕብርዎ ንላቦ።

 From within the United States

Kibrom Teklehaimanot

Bank of America

Account No. 435027207354

Wire Routing# 026009593

From outside of the United States

           Kibrom Teklehaimanot

Wire Swift Code:  BOFAUS3N

Bank of America

100 West 33rd St.

New York , NY 10001

 

ቸክ ጽሒፍኩም ብፖስታ ክትሰዱ እትደልዩ ድማ፣ “First Presbyterian Church” ኣብ’ቲ ናይ ሜሞ ክፋል ናይ’ቲ ቼክ “Hagos” ጽሒፍኩም በዚ ኣድራሻ:  3231 W. Tilghman St., Allentown, PA   18104   ክትሰዱ ትኽእሉ። ንተወሳኺ ሓበሬታ፣ ክብሮም ብርሃነ ተለ. 647 836 9293 ተወከሱ።

ስድራ ቤት፣


Comments

መርድእ፣ ነፍስሄር መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ — 2 Comments

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

You may use these HTML tags and attributes: <a href="" title=""> <abbr title=""> <acronym title=""> <b> <blockquote cite=""> <cite> <code> <del datetime=""> <em> <i> <q cite=""> <strike> <strong>