Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ: ኣቶ ተስፋጋብር ተስፋሚካኤል ገብረ:- ዓሪፎም

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Tefagaber-Tesfamichael-Ghebre.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
37 COMMENTS
  • Family September 25, 2014

    ዝኸበርኩም መቕርብናን ፈተውትናን፥ ኩልኻትኩም ብሞት ኣቦና፥ ተስፋጋብር ተስፋሚካኤል ገብረ፥ ምሳና ሓዘንና ዝተኻፈልኩም፥ ኣብ ዓዲ ኮነ ኣብ ስደት ንኹላትና ብጸሎትኩም፥ ብምኽርኹም፥ ብኣካል ኮነ ብጽሑፍ፥ ሥልኪ ደዊልኩም፥ ዘጸናናዕኩምና፥ ንኩላታና ሥድራቤት ብዝተፈላለየ መገድታት ዝደገፍኩምና፥ ልዑል ፈጣሪ ኣኻዕቢቱ ይኽሓስኩም፥ ሕሰም ኣይትርከቡ፥ ንኹላትና ካብ ዳግማይ ሓዘን ይኸውለና።

    እነፍቅረካ ኣቦና፥ ከምቲ ዝኣመንካዮን ዝተተስፎኻዮን፥ ኣብ ሕቝፊ ልዑል ፈጣሪ ብታሕጓስ ንበር። ንዓና ድማ ጠልኻን መንፈስካን ኣይፈለየና፥ ፍቕሪን ሰላምን ይሃበና። ሃገርና ይባርኸልና፥ ካብ ሞትን ወረ ጥፍኣትን የድሕነና።

  • tewelde Gezaei October 15, 2014

    Eway ane aboy tesfye mearey zemete euyyyyy euyyyyy aboye meareye aboye meareye teraikumni atum grma ketema segeneyti kan beqa geshkum dagmay key terakebna rest in peace neboy tesfagabr xnat kea nkulom beteseb aboy tesfagabr abo fiqri baelu ykebelkum fetari amen

  • hagos October 17, 2014

    ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብ
    ንቦይ ተስፋጋብር ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም

  • ተበርህ ጓል ሃይለ October 19, 2014

    ነቦይ ተስፋጋብር መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንስድራ ቤት ድማ ጽንኣት ይሃብ
    ኣቦይ ተስፋጋብር ቁሩብ ከይ ትጸንህሉናስ ከም ኩሎም ጀጋኑ ገዲፍኩምና ኣዲ ቀይርኩም በቃ መሪር ሃዘን ይስመኣኒ ብምስኣና ነኣኩም ኣቦ ኩሉ ነርኩም ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበልኩም

POST A COMMENT