Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መርድእ

መርድእ ክብርትን ፍትውትን ሓፍትና ወይዘሮ ኣበባ ተኽለ፡ ብዝሓደራ ውሽጣዊ ሕማም ንነዊሕ እዋን ኣብ ሆስፒታል ክትሕከምን ክትእለን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብኹሎም ቤተሰባን ፈተውታን ተኸቢባ ትማሊ ዓርቢ ዕለት 20 ጥቅምቲ (ኣብ መበል 79 ዕድሜኣ) ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሰላም

መርድእ

ክብርትን ፍትውትን ሓፍትና ወይዘሮ ኣበባ ተኽለ፡ ብዝሓደራ ውሽጣዊ ሕማም ንነዊሕ እዋን ኣብ ሆስፒታል ክትሕከምን ክትእለን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብኹሎም ቤተሰባን ፈተውታን ተኸቢባ ትማሊ ዓርቢ ዕለት 20 ጥቅምቲ (ኣብ መበል 79 ዕድሜኣ) ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሰላም ዓሪፋ። በዚ ምኽንያት’ዚ ንሰለስተ መዓልታት ዝካየድ ናይ ምብጻሕን ምጽንናዕን መደባት ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻን መዓልታትን ሰዓታትን ተዳልዩ ከም ዘሎ ብኣኽብሮት ንሕብር።

ኣድራሻ

Fenwick Hall, 28 Wellington Road, London, SW9 9NN

(ዝቐረበ ስተሽን፡- Clapham North)

ሰኑይ፡ ዕለት 23/10/2017 ካብ ሰዓት 16፡00 – ሰዓት 22፡00

ሰሉስ፡ ዕለት 24/10/2017 ካብ ሰዓት 16፡00 – ሰዓት 22፡00

ሮቡዕ፡ ዕለት 25/10/2017 ካብ ሰዓት 16፡00 – ሰዓት 22፡00

 

 

ኣቶ ቴድሮስ ተኽለ፡ ምስ ሙሉኣት ስድራቤት

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT