Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መዓልቲ ሓዘን ኤርትራ ፡ ህልቂት ኤርትራዊያን ኣብ ላምፔዱዛ፡ ብቀዳም ዕለት 4 ጥቅምቲ 2014 ፡ ኣብ ከተማ ሮተርዳም – ሆላንድ፡ ተዘኪራ ውዒላ።

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Rottordam_lampedusa.pdf"] https://www.youtube.com/watch?v=-bgqOdFp7wg

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Mesinas October 15, 2014

    ዝንኣድ ይበል ስራሕ ሰሪሕኩም ክቡራት ኣሕዋት! ብፍላይ ድማ ነቲ ጃንዳ ህግደፍ ካብ ማሕበረሰብ ዓለም ነጺሉ፡ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ዝተባህለት ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ዓጽዩ ዘሳቕዮ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ፡ ልሳኑ ኴንኩም ኣብ ጋዜጣታት ሆላንድ ምረቱ ከተቃልሑ ምብቃዕኩም ኣዝዩ ዘሐብን ስራሕ’ዩ። ሃበርም! ኣጆኹም በርትዑ! እናበልኩ ልዑል ምስጋናይ ክከቕርበልኩም ከለኹ ድማ ሓበን እስምዓኒ።

POST A COMMENT