Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መግለጺ ደለይቲ ፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/ADIYAMM.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
16 COMMENTS
  • asmara May 14, 2015

    writes not rights.

  • Mesinas May 14, 2015

    “ዝኸበርኩም ሕዝባውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ብሓቂ ዝንኣድ ተበጉሶ እዩ። ሕዝቢ ዝመርሖ ኩሉ ግዜ ምኽንያታዊ፡ ትርጉም ዝህብ፡ ካብ ትርግታ ልቢ ነፍሲወከፍ ተራ ዜጋ ርሑቕ ዘይኮነ ምዃኑ እዚ ሓደ ኣብነት እዩ። ንዕስራን ኣርባዕተን ዓመታት ሳዕሲዕና ብዘይካ ሕሰም ካልእ ኣይተረኽበን። ሃዲእና ሱር ሽግርና ኣለሊና ናይ ሓባር ግብራዊ መፍትሒ ከነምጽእ ንኽእል…ኣብ ክንዲ ጓይላን ዳንኬራን ምስ ፍትሓውነቶም ብግብሪ ዘመስከሩ ሙራትን ለባማትን ክንዛተ ከሎና ጥራይ እዩ። ጓይላ ከም ዕጸ ፋርስ…ንስሚዕትና ኣለዓዒሉ ንግዜኡ ሽግርና ከረስዓና ይኽእል ይኸውን…ካብቲ ንምጥፋእና ዝደናደን ዘሎ መዓት ግን ኣየገላግለናን እዩ። ድሕሪ ደጊም ኤርትራውያን ዛዕባና፡ ሕጊ፡ ቅኑዕ ኣሰራርሓ፡ ምዕቡል ምሕደራ፡ ስሉጥ ትካላዊ መስርሕ…ጸብጻብ…ገምጋም ስራሕ…ነፈሰ-ነቀፌታ፡ ቅኑዕ ብጻያዊ ነቀፌታ…ለበዋ ንውጺእታዊ ስራሕ…ተሞክሮ ካልኦት ሃገራት…መጽናዕታዊ ጽሑፋት…ዎርክሾፕ…ወዘተረፈ ዝብላ ኣምራት እምበር ጓይላ ወይ መጠን ኪግበረሉ ኣሎዎ ወይ ድማ ንግዜኡ ኣብ እዋን እህህታን ስቓይን …ሓጎስን ስሓቕን ተጋራጫውን ዘይባህርያውን ስለዝኾነ…ጸግዑ ኪሕዝ ኣሎዎ። ….ስለምንታይ እዩ ሕጊ-ግደፍ ከም ሰብ ቆሎ…ጓይላን ዳንኬራን ዝፈቱ ኢልና ነብስና ንሕተት? ከዘናግዓናዶ ቀይስ ከዘንግዕና? ኤርትራውያን ንለብም…ድሓር ድሕሪ ማይ ናብ ብዓቲ ..ዋይ ዋይ ምባል ዋጋ የብሉን። ንሕሰብ ንመራመር….ብስምዒት ኣይንገዛእ።”

    ነዚ በዞም ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ ቀሪቡ ዘሎ፡ መግለጺ ደለይቲ ፍትሒ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ጸሚቑን ኣዕሚቑን ዘቕረበ ጽሑፍ ክብርቲ ሓብትና ኣልማዝ ጓል ኣስመራ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፋህም ሓብትና ኣልማዝ ጓል ኣስመራ። የቐንየልና።

POST A COMMENT