Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጸዋዕታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና

እታ ብወለንታዊ ደገፍ ተኸታተልታ ፈነወኣ ናብ ኤርትራ እተካይድ ዘላ ነጻ ራድዮ ኣሰና፣ ነቶም ወርሓዊ ክፍሊት እናኣበርከቱ ከሳልዩዋ ዝጸንሑ ዘይሕለሉ ውሑዳት ውፉያት ደገፍታ ብስም 'ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከብ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ደጊማ ዓሚቝ ምስጋናኣ እናገለጸት፣

እታ ብወለንታዊ ደገፍ ተኸታተልታ ፈነወኣ ናብ ኤርትራ እተካይድ ዘላ ነጻ ራድዮ ኣሰና፣ ነቶም ወርሓዊ ክፍሊት እናኣበርከቱ ከሳልዩዋ ዝጸንሑ ዘይሕለሉ ውሑዳት ውፉያት ደገፍታ ብስም ‘ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከብ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ደጊማ ዓሚቝ ምስጋናኣ እናገለጸት፣ ቀጻልነታ ንምርግጋጽ ብሕልፊ እቶም ኢዶም ኣሕጺሮም ኣብ ምስማዕ ጥራይ ኣተኵሮም ዘለዉ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ሰማዕታ እጃሞም ከበርክቱ ተዘኻኽር።

እቲ ብሓጺር ማዕበልን ሳተላይትን ኢንተርነትን ዝፍኖ መደባት ኣሰና ኣድማዕነቱ ሓይሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ሕጽረት ገንዘብ ከም ወትሩ ዓቢ ብድሆ ምዃኑ ቀጺሉ ኣብ ደረጃ ምዕጻው ኣብጺሑዋ ስለዘሎ፣ እዚ ህዝባዊ ንቕሓት ክብ ኣብ ምባል ዛጊት ተረኺቡ ዘሎ ውጽኢት ክይኵለፍ መታን፣ ነቲ ገንዘባዊ ሕጽረት ኣብ ምፍታሕ ኩሉኹም ግዱሳት ኤርትራውያን ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ደጊማ ትጽውዕ።

ድምጺ ኣሰና

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • ኣርዓዶም November 24, 2014

    ኣንቱም ኣሰና፡
    እቲ ኣካውንት ወይ ፓስዎርድ ገርና ምምዝጋብሲ እንታይ ኢዩ ትርጉሙ።
    ኣነ ሓደ ካብ ዝተመዝገቡ እየ ማለት ኣካውንትን ፓስዎርድን ብምግባር፡ ግን ቕድም ምስ ቶም ኣብ ከተማይ ዘለው ስባት ዝራኸብ ኢዩ መሲሉኒ፡ እንተኾነ ግን ጥሩሑ ኮይኑ ረኺበዮ። ስለዚ ትርጉሙ እንትይ ኢዩ፡ ኣብ ከተማኻ ዘለው ኣህዛብ ማልትከ? ብጣዕሚ ኢኩም ተጋጊኹም።
    እት ኣካውንቲ ኣብታ ከተማን ኣብ ካልልእን ዘለው ኣህዛብ ዘርእን ዘራኽብን ክንዲ ዝኸውን፡ ናይ ሆት ማኢል ኣኮውንት ናይ በይንኻ ኮይኑ ተሪፉ። ትርጉምም የብሉን። ብጣዕሚ ገሪሙኒ።

  • Dhab November 25, 2014

    alena msakum ASSENNA! ajokum tray! long live the VOICE OF THE VOICELESS!!

  • ex-ypfdj November 25, 2014

    I am impressed with what Assenna has managed to achieve. At this crucial stage in our history you have time and again proven a lot can be done when there is a will. I salute you. Thanks to you i am ypfdj no more!

  • Alem November 26, 2014

    Assenna producers I can not tell you how great full we are for all the sacrifice you are paying. A lot of Eritreans here in united sates would love to, and it is our obligation to participate in the fight against tyranny and dictatorship and but you are not making it easy for us to contribute. Create an account here in USA so we can contribute on monthly bases.
    Thank you and Awetn selamn nhzbi Eritrea.

POST A COMMENT