Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጸዋዕታ ኣኼባ ስቶክሆልም

እቲ ካብ ነዊሓ ግዜ ብጽሑፋቱ ክንከታተሎን ክንስዕቦን ዝጸናሕና ”ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ሞት ክናና ንኢሰያስ” ዝብሉ ኣርእስታት ምጥቃስ ይከኣል። ንስርዓት ህግደፍ ብፍላይ ድማ ንኢሰያስን ሰዓብቱን ብትብዓት ዘቃልሔ ኣለና ተጋ. ረድኢ መሓሪ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝገብሮ

እቲ ካብ ነዊሓ ግዜ ብጽሑፋቱ ክንከታተሎን ክንስዕቦን ዝጸናሕና ”ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ሞት ክናና ንኢሰያስ” ዝብሉ ኣርእስታት ምጥቃስ ይከኣል። ንስርዓት ህግደፍ ብፍላይ ድማ ንኢሰያስን ሰዓብቱን ብትብዓት ዘቃልሔ ኣለና ተጋ. ረድኢ መሓሪ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝገብሮ ዘሎ ዕዶቱ ኣብ ስቶክሆልም እውን ምስ ህዝቢ ሰፊሕ ኣኼባ ከካይድ ተዳልዩ ስለዘሎ ንኹሉ ደላዪ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ብኽብሪ ንዕድም።

 

ዕለት 29/4-2012

ሰዓት 12:00—16:00

ቦታ  ABF Svea väggen Stockholm

 

ኣዳለውቲ ኣኼባ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT