Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምሕዝነት ሽወደናዊ ኤርትራዊ ናይ ባህሊ ማሕበር ”ብኤርትራ ኣብ ልብና !!!” ዝተሰምየ ማሕበር ኣብ ከተማ ዮተቦርግ ቆይሙ።

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/04/23-ዜና.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • ኣርዓዶም April 13, 2016

    ካን ከምኡ ይሓይሽ ኢልኩም፡ ነተን ቖይመን ዝነበራ ማሕበራትን ውድባትን ክንዲ ኣበራቲዕካ፡ ቓልስኻ ኣም መዕርፍኡ ምብጻሕ፡ ንውሑዳት ህያባትን ዝናታትን ክትብሉ፡ ንህግደፍ ጼርኩሞ ትኸድሉ ማሕበራት ኣብጸጽባሕ ነውጽእ ኣለና፡ ትብሉ ኣለኹም።
    ኣነ ክብሎ ዝደሊ ግን ህግደፍ በዘን ከምዚአን ማሕበራት ክሳብ ሕጂ የደናግር ስለዘሎ፡ እዘን ማሕበራት ኣዚአን ኣብ ሓርነት ኤርትራ፡ ብህዝቢ ይሽቕጣ ስለዘለዋ፡ ብሕጊ ዝሕተታሉ ክህሉ ከም ዝኸውን ኩልና ክንርዳእ ይግባእ።
    ንዘለዋ ማሕበራት በታቲንካ፡ ካልእ ናይ ውልቕኻ ዝና ምንሓዝ ዝግበር ውድድር፡ ዓገብ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብሕጊ ከሕትተኩም ምኵኑ ንኣምን። ብፍላይ ድማ፡ ህግደፍን ሳዓብቱን፡ ኣብ ከምዚአን ኣትዮም፡ ንሽግር ህዝቢ የናውሕዎ ብምህላዎም፡ ቐዳሞት ትሓተቲ፡ እቶም ኣውጺናን ረኺብናን ትብሉ ዘለኹም ከም ዝኸውን ዘጠራጥር የለን።
    የግዳስ ኩሉ ዘይተጨበጠ ነገር ስለዝኾነ፡ ቓልስና ናይሕልና ኢዩ፡ ብሕልናን ብልሕን ነገር ክትቕይሩ ተኺኢልኩም፡ ህዝቢ ኣብ ጎንኹም ኣለና።

    ዓወት ንኹሉ ደላይ ፍትሒ።

POST A COMMENT