Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን፣

ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን፣   ንኩለን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ደቀ ኣንስትዮ   ርሑስ በዓል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ፤ይብል።   ነዚ መዓልቲ ንምኽባር ከኣ ምትእስሳርና ናይ ኣስተምህሮን ምይይጥን ምሸት ኣዳልዮ ኣሎ።   መደብና ከኣ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፦   8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮ ሀ) ምክፋት በዓል ብመራሕ መደብ ለ)ቃል ኣቦ መንበር (ብርሃነ

ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን፣

 

ንኩለን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ደቀ ኣንስትዮ

 

ርሑስ በዓል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ፤ይብል።

 

ነዚ መዓልቲ ንምኽባር ከኣ ምትእስሳርና ናይ ኣስተምህሮን ምይይጥን ምሸት ኣዳልዮ ኣሎ።

 

መደብና ከኣ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፦

 

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮ

ሀ) ምክፋት በዓል ብመራሕ መደብ

ለ)ቃል ኣቦ መንበር (ብርሃነ ኪዳነ)

ሐ) ኣስተምህሮ ታሪኽ ኣመጻጽኣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 መጋቢት (ብኤልሳ እዮብ)

መ) ኣስተምህሮ ፡ ወጽዓን ቃልስን ደቀ ኣንስትዮ ኤርትራውያን (ብዮርዳኖስ ኢሳቅ)

ሠ) ግጥምን መረዳእታ ብዛዕባ ማዕርነት (ብኣባላት)

ረ)ሉሉያት ተቃለስት (ደለይቲ ፍትሒ)ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ድያስፖራ ብመልክዕ ስእሊ (ዳኒኤል)

ሰ) ደርፍን ሳዕሲዕትን

ሸ) መግቢ

 

ብደሓን ምጹ!

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT