Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰብ ናብ ኣራዊት እንክልወጥ

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/ሰብ-ናብ-ኣራዊት-እንክልወጥ.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
22 COMMENTS
  • m February 2, 2015

    what a joke? our Eritrean pepole suffering a lot and we stil talk 30 yeares kkkkkkkk

  • Mesinas February 2, 2015

    ዝኸበርካ ሓው ታደሰ፡ ኣዝዩ ውሕሉል ኣገላልጻን ኣመሳስላን ዘሎዎ ዓንቀጽ ኢኻ ጽሒፍካ። ብርግጽ እቲ ኣብነታት እናኣነጻጸርካ ዝገለጽካዮ ኣራዊታዊ ተግባር ህግደፍ፡ ወየ ደኣ ስቱር ኮይኑ እዩ’ምበር ካብኡ ንላዕሊ’ዩ ኣብ ሃገርና ዚፍጸም ዘሎ። ግዜ ከኣ ጽባሕ ንግሆ ንኹሉ ኪገላልጾ’ዩ። ጽባሕ ‘ከምዚ ኣይመስለናን ኔሩ’ እናበልካ ጣዕሳ ግን ትርጉም ዘሎዎ ኣይመስለንን። እቲ ብኣዒንትና ዘይኮነ ብልብና እንርእየሉ ግዜ ሕጂ’ዩ። ስለዚ፡ ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ስለ ህዝብን ሃገርን ካብ ድቃስና ሕጂ ንበራበር እብል።

    ክቡር ሓው ታደሰ፡ ሓቂ ንምዝራብ፡ ነቲ ኣቐዲምካ ዝጸሓፍካዮ ንኣውራጃን ወረዳን ዚምልከት ጽሑፋትካ፡ ኣርእስቱ ምስ ነበብኩ ጥራይ ከም መበላይ (ዓበቕ) ዘሎኒ ኣካላተይ ስለ ዘሳሕየኒ፡ ኣዒንተይ ኣዐሚተ’የ ሓሊፈዮ። ምኽንያቱ፡ ሎሚ ኣብዚ መበል 21 ክፍለ ዘመን ኮይነ፡ ኣብዛ ብኻብ ኩለን ኣውራጃታት፣ ሃይማኖታትን ብሄራትን መስዋእቲ ጀጋኑ ዝመጸት ሃገር ኮይነ፡ ብዛዕባ ኣውራጃ፣ ሃይማኖት፣ ብሄር፣ ዓሌትን ዓድን ኣልዒለ፡ ዋና መገዲ ከለኒ ብጓል መገዲ ክዛረብ ክሓስብ ከለኹ ባጊርነት (ፍጹም ድሕረት) ዘይኮነስ ናብ እንስሳ ወይ ኣራዊት ዝተቐየርኩ ኮይኑ’ዩ ዚስመዓኒ።

    ከምዚ ዓይነት ስምዒትን ተግባርን ዘሎዎም ሰባት እንተልዮም ከኣ ብርግጽ ብዘይጥርጥር እንስሳታት ማለት፡ ኣድገ በቕሊ ስለ ዝኾኑ ምሳእቶም ንኽዛራረብውን ሕልናይ ኣየፍቅደለይን ስለ ዚኾነ፡ ብዛዕባኡ ኣፈይ ክኸፍት ኣይደልን’የ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ከምኡ ዓይነት ተግባር ይፍጸም የለን ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኹ። ኪህሉ ይኽእል’ዩ። ከም ሓደ መንቲ (ቁዉም ነገር) ሓሲብካ ብዛዕባኡ ምዝርራብን ምምዳርን ግን ብተዘዋዋሪ ዕላማ ርኹሳት ምትግባርውን ስለ ዚኾነ ዘይምውዕውዑ’ዩ ዚምረጽ። ኣብ መወዳእታ ሓው ታደሰ ከምዚ ዚኣመሰለ ንእኩይ ተግባራት ህግደፍ ዘቃልዕ ጽሑፋትካ ከይፍለየና እናተማሕጸንኩ ሰናይ ወሰላም እምነየልካ። የቐንየለይ።

POST A COMMENT