Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰፊሕ ህዝባዊ ሰረት ዘለዎ ፖለቲካዊ ቃልሲ የድሊ ኣሎ – EYSC Message presented in DC conference by Dr. Tsigab

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/EYSCN-NA-message-on-DC-confe.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • yared October 28, 2014

    anta ntakeb endo hayltat ab meda tegadimen kelwas bkemey nmesret tebelu well came and join us serawit hedri eku abu eu zelo meray meman eu

  • oromay October 28, 2014

    First and formost,unite with EYNS. Every time this group with talks for waste of time. Last time, they were singing old songs of Bologna,Bologna forum, reform, bla bla. Stop fiddling while Rome burns like the king Nero in the far past in Italy. To my surprise, the si called scholar who made research on piracy in Somalia, as if it were the main issue for Eritrea, now got a venue switch on presenting his say in the EFND. It is a foggy condition inwhich who is who. God save this country and its honest poeple.

  • ኣርዓዶም October 28, 2014

    እዚ ሎሚ ኣውጺኽሞ ዘለኹም ጽሑፍ ጽቡቕ ኢዩ። ብርግጽ እቲ ሽግር ትፈልጥዎ ኣለኹም። ይኹን ግን እቲ ስምረት ካባኻትኩም ክጅመር ኣለዎ። ንኣብነት ንስኻትኩም ስምረትን ሓድነትን ትደልዩ ተኾንኩም፡ ናብ ሓደ ውድብ ትለግቡ ካልእ`ውን ናብ ናባኹም ይመጽእ። እዚ ድማ ሓድነት ወይ ስምረት ይብሃል እምበር፡ ብኣፍ ኩሉ ጽቡቕ ኣለኹም።

    ብሕጽር ዝበለ ግን እቲ ይኹን እቲ በቲ ህዝብና ተስፋ ዝገበረልኩም መሰረት ዋላሓንቲ ፍረ ክትገብሩ ኣይተረኸብኩምን። ብፍላይ ድማ ናትኩም ነዚ ጽሑፍ እዚ ዝዘርግሐት ውድብ። ሕጂ`ውን ክምብል በለ እምበር ኣይተኻዕወን እንድዩ፡ ካብ ነብስኹም ተበጊስኩም ምስ ውድባት ክትጽምበሩ ከለኹም ንቓልሲ የዕውቶ ኢዩ። ክሳብ ሕጂ ብመልሓስኩም እምበር እዚ ፈጺምና ወይ እዚ ገርና ትብልሉ ነገር የለን። እተን ተስፋ ተነቢሩለን ዘሎ ውድባት ድማ እተን ኣብ ባይታ ምስ ህግደፍ ፊት-ንፊት ክገጥማ ተቐሪበን ዘለዋ እየን። ንሰን ድማ ሰብ ይምልምላን ይዕልማን ኣለዋ፡ ኣብ ቕድመ-ግምባር ብምዅን ድማ ተስፋ ህዝቢ የዕብየንኦ ኣለዋ፡ ንኣብነት ከም ብዓል ሰራዊት ሕድርን ዓርቢ ሓርነትን እንተ ርኢና ብተግባር ዝብገሳ ዘለዋ ሓገዝ ህዝቢ`ውን ዘድልየን ኢየን። ሕጂ ንስኻትኩም፡ ካብ ኣብ ዋሽንግቶን ኮይንካ ሓቒ እንዳፈለጥኩም፡ ንቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ከምተን ንዓመታት ዝጎተትኦ ትጎትዎ፡ ምስ የሕዋትኩም ጀጋኑ ሰራዊት ሕድሪ ኮይንኩም እንተትሰርሑ መተመርጸ።

    ንስኻትሙም ስምረት እንዳበልኩም ካብ ፋሕ-ፋሕ ኢልኩም ቐለብ ውልቓውያን ተበለጽትን ትኾኑ፡ ወይ ብተግባር ተበገሱ ወይ ድማ ምስ ኣብ ተግባር ዝተበገሱ ልገቡ እምበር፡ ብዛዕባ ዘይተጨበጠ ነገር ምዝራብ ትርጉም የብሉን። ዝንቡዕ ኣመለኻኽታ ኣይሃልኹም፡ ኤርትራ ህግደፍ ተልጊሱ እንታይ ከም ትኸውን ምባል ትርጉም የብሉን፡ እቲ ትኾኖ ድሮ ኮይናቶ ኣላ፡ ስርዓት ህግደፍ ኣልጊሱ`ውን ካብ`ዚ ዝሓስም ናብራን ስደትን ፍጹም ኣይክመጽእን ኢዩ። ስለዚ መጀመርታ`ሞ እቲ ሰብ ክገብሮ ዝግብ ኦ ግበሩ፡ ማለት ኣብ ሓደ ውድብ ክትሰርሑ ምረጹ፡ ብዛዕባ ክመጽእ ዝክእል ክኣ ግዜ ባዕሉ ክውስኖ ስለዝኾነ፡ ናይ ቢሄራትን ሃይማኖታትን ምብላ ቐምሽ ኣደይ ዓንቐፈኒ ነገራት ኣየድልን ኢዩ።
    ከም ዝመስለኒ ናትኩም ውድብ ብውሽጣውያን ህግደፍ እታ ብብዝሒ ትሕመስ ዘላ ውድብ ይመስለኒ፡ ምኽናያቱ ኩሉ ጽሑፍኩም፡ ንልዕሊ 10 ዓመት ዝርኣናዮን ዝሰማዕናዮን ስለዝኾነ ኣይሕድሰናን ኢዩ። ስለዚ ሕጂ`ውን ክስብለኩም ዝደሊ፡ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብ ኣውራጃን ሃይማኖትን ቢሄራትን እንዳብልኩም ኣይትዓንቕፉ። እቲ ዝመጽእ ለውጢ ይሕመቕ ይጸብቕ ከም ዝመጽእ ክንጽዕር ኣለና እመበር ኣብ ዘይተጨበጠ ነገር ኣቲኹም ሰብ ኣይተደናግሩ።
    ብዙሕ ምበልኩ ግን ንህጂ እዚ ይኣክል

    ወድሓንኩም

    ሓውኹም ኣርዓዶም ወዲ ሒሎ !!

    • Isayas Sium October 28, 2014

      ዝከበርካ አርዓዶ፤ ዝሃብካዩ ሪኢቶ ጽቡቅ እዩ የግዳስ ምስ ምንቅስቃስና ጽቡቅ ሌላ ዘላካ ኣይትመስልን። አርባዕተ ኣባልትና ምስ ዓርቢ ሓርነትን አለው። ምስ ሰራዊት ህድሪ እንተኮነውን አብ ጎንም ከም ዘለናን ቀጻሊ ዝርርብ ከም እንገብርውን ንሕብረካ ንፈቱ። ማንቅስቃስና አብ 2008 አብ ካሊፎርንያ ዝተመስረተ ዳሕራይ ምስከማና ዝመስሉ ዝሕበረ እዩ እምበር ከምቲ ዝገለጽካዮ 10 ዓመት ዝገበረ ማሕበር አይኮነን።

      • ኣርዓዶም October 29, 2014

        ኢሳያስ ስዩም፡ ስለ መልስኻ ብዙሕ የመስግን፡
        – ግን ኣብ ኣናብባ ወይ ኣብ ምርዳእ ቝንቝ ተጋጊኻ ኣለኻ እምበር ኣነ ውድብኩም 10 ዓመት ገይሩ ኣይበልኹን። ኣበሃህላይ ዝነበረ ግን ጽሑፍኩም ሓድሽ ኣይኮነናን። ንሕና ብዙሕ ዝተዛረብናሉን ዝር ኣናሉን ስለዝኾ ከም ምዅኑ መጠን ሓድሽ ኣይኮነን ንማለት ኢየ።
        – ውድብና ብ 2008 ተመስሪታ ኢልካ፡ቕኑዕ ኣለኻ፡ ኣብ`ቲ ግዜቲ ኣነ ባዕለይ ብ ኢሜል ሰዲደ፡ መረዳእታ ዕላማታ ውድብ ደሌ ንኽጽንበር ማለት ኢዩ፡ ዝስደደለይ ዝነበረ ግን ናይ ፉንድሬዚንግ ወዘተ ኢዩ።

        – 4 ኣባላትና ምስ ዓርቢ ሓርነት ኣለው ኢልካ፡ በየናይ መለክዒ፡ እቲ ኣገዳሲ እኮ ሓድነት ኢዩ፡ ሓደ ክልተ ተጸንቢሮሞም ኢልካ ንሰርሕ ኣለና ክትብል ኣይትኽእልን ኢኻ። ዝሰደድክሞም ውን በየን መሰረት ወይ ስምምዕ ምስኦም ይሰርሑ ግቡእ ኣይኮነን። እቲ እንኮ ኣገዳሲ ጠቕሊልካ ኩሉ ውድብ ናብ ሓደ መጸውዒ ምስ ዝኸውን ኢዩ፡ ተዘይኮይኑ ብስሽም ሓደ-ክልተ ክትነግዱ ቓልሲ ኣይኮነን ትገብርዎ ዘለኹም።
        ሰራዊት ሕድሪ ኣብ ባይታ ህዝቡ ከድሕን ዝልዓል ዘሎ ትስፉው ሰራዊት ሕድሪ ኢዩ፡ ምልዛብኩም ክኣ ብጣዕሚ ተስፋ ዝህብ ኢዩ። ተዘይኮይኑ ሽምኩም ዓቒብኩም ምስኦም ኣለና ትብሉ ተሃሊኹም ግን ንግድ ጥራይ ኢዩ እዚ`ውን ከሕትተኩም ኢዩ።

  • Robi October 28, 2014

    Hi Zkeberka doctor tsigab asmelash, kemzi zgeletskayo nay mahber menieseyat meliekti endyu, eti haki kea kemiu eyu n kulen bheratina ternifk ab Hade alama mimitsae eyu ezi hji Hzbina ztsibeyo zelo eti mengedi kea hade eyu tselaena kea hade eyu zelo msezi gize zeyhib zelo gize wurawura kula jubua ketehtir tgayeyelu zela Ewan ab wushti hager eti hakegna hzbinan gn ab meret adu be dkinet chinket tewetirlu zelo gize ena zelena, hjis kalsi kabzi zelewo hji n laeli entenewihus eta n bhga hagerina nab azyu mahmuk dknetin tfiatin keytsmeme emo nebera nebere keytkewun eyu zfrah zelo mknyatu kulom Azabie eyom zbeliewa zelewu be srki, b dem ntsuhat mktalin miesarin halewatom mtfaen,kalie hzbi Eritrea semiewo zeyfelit ewun ygetimo yhlu meskinay Hzbina kemzi Yemane zgeltso zelo Adetatina smiento fahfihen adi guana genzeb yseda nab kalsi gn eti genzeb kumar kikamerilu yhadru nerom Beal Aliamin ab Beyrut zehimim eyu, slezis eti zdley zelon n hzbinan ab frhi kemzwehat geruwo zelo Wedi Medhin Berad hutsuts kintsela, sgumti zeywusedelu, Shiu eti zmetsie kimetsie niuu kea mefthi ydleyelu Nsu kelo gn kendi nayzi kulu tenkolat handasin awafarin sle zkone ab lieli eritrea and eritrawuyan zelewu kutur krhnti be tegbar gelitsilina nrio alena emo entay dea zetsebiy zelo? Ayni hzbi Ayni arat eyu emo atekro nabiu tray zeygber be sulika dyu wala nay fedayn srhit akaydika ezi bealege seab kieley alewo kab gets meret.Awet n hzbinan.Thanks

  • ahmed saleh October 28, 2014

    The strength of political movements depends on the
    number of popular support involvement . In our case
    we are behind to reach at that level . Even in meetings
    we observed the reluctance of many opposition wanna
    be not to show up for reasons hard to understand .
    The potential to speed up the struggle is up to our people’s
    participation . We should work together for the mission
    than watch afar like outsiders .

POST A COMMENT