Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሰፊሕ በዓል ምስ ወናማት ስነጥበባውያን ኣብ ሊድሾፒን – ኤርትውያን ስካራቦሪን ከባቢኡን!

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Fest-04122014-_1_2.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • ኣርዓዶም December 9, 2014

    እስኪ ስምዑ፡ ከመይ ገርና ድኣ ኢና ሰፊሕ ምርኢት እንዳበልና ንርእስና ወጋሕ ትበል እስክሽም ክንብል ሰብ ክንጽውዕ፡ ነዞም ህግደፍ ድማ ብተቓውሞን ገለን ከምዘይ ደርፉን ዝስዕስዑን ንገብሮም !!

    ኣነ ንህግደፍ ተሓሊቐ ከም ዘይኮንኩ ግን ከተስተውዕሉለይ ይደሊ። ኣብሃህላይ፡ ከም ዚ ዝስዕብ ኢዩ። ህግደፍ ብደርፍን ጉራን ዝረኸብዎ ገንዘብ፡ ኣብ ማዕከን ውልቐ መላኺ ይውዕል ኣሎ ኢልና ንቓወሞም ኢና። ኣበሃህላና፡ እቲ ብሳዕሳዒት ዝረክብ ገንዘብ ኣብክንዲ ናብ ወልቐ መላኺን ውሱናት ሰባትን፡ንኹሉ ኽኸውንን ኣብ ሃገርና ሓርነትን ማዕርነትን ፍትሕን ክህሉ ንብድሆም ኢና።

    እንተኾነ፡ ንሕና ዳንኬራ ጕይላ ኣብ ወወርሒ እንዳ ደከርናን እቲ ገንዘብ ናይ ባዕልና`ውን ኣበየናይ ምዓላ ይውዕል ከይፈለጥናን፡ ንህግደፍ ጥራይ ምኹናን ቕኑዕ ኮይኑ ኣይተራእየንን። ጕይላና ንሓድነትን ስምረትን ውድባት ኣብ ምብርታዕን እንተዝኸውን፡ ጽቡቕ ነይሩ፡ እንተኾነ ግን ብሽም ውድባትን ተቓወምትን ሂር ዝበለ ጕይላ እንዳገበርካ፡ ገንዘብ ኣብ ውልቕታት ምውዓል፡ ካብ ናይ ህግደፍ ዝኸፍእ ስራሕ ኮይኑ ተራእዩኒ። ስለዚ ኩልኹም ተቓወምቲ፡ ስለምንታይ እቲ ጕይላ ይግበር ኣሎ፡ ንሓድነትና`ኸ ሓጋዚ ድዩ፡ እቲ ገንዘብ`ከ ናብ ሓድነት ውድብ ድዩ፡ ኢልና ክንሓትትን ክንፈልጥን ይግባእ።

    እተዘይኮይኑ ከም ኣብ ላዕሊ ዝበልክዎ፡ ብሽም ተቓውሞ ዝሰራሕካሉ ዘይብልካ ሂር ዝበለ ጎይላ ብምትካል፡ ሰባት ክትከስብ ምፍታን ገብን ኢዩ። ኣካያይዳኹም ኣቕንዑ ማለት እኮ ብሽም ተቓውሞ ጎይላን ዳንኬራን እንዳገበርካ ገንዘብ ምጥፍፋእ ዘይኮነስ፡ ኣብ ሓደ ውድብ ተሰሪዕካ ነቲ ውድብ ኣብ ግብራዊ ስርሓት ንምውፋር፡ ብጕይላን ከምኡን ዝተረኽበ ገንዘብ፡ ነቲ ጥርኑፍ ውድብ ንምዕባይ ንማለት እምበር፡ ኣዳኺርካ ከም ተቓወሚ ኮይንካ ሰብ ምኽሳብ ኣይኮነን። ስለዚ ኩልኹም ሕጂ`ውን ጎይላ ግደፉ ዘይኮነ፡ ፈረ`ቲ ጕይላስ እንታይ`ዩ ክትብሉ ይግባእ።

    • ERITRAWIT December 10, 2014

      Aradome,
      I do agree with you.

  • key December 10, 2014

    That is business my dear. Nothing is new in Eritrean politics just bad copy

  • 24 ጉንበት December 11, 2014

    AYE BAL KONTMENTO NHGDEF ENATEKAWEMKOM NBAELKUM TSESU NBAT HARGESE YBEHAL EZI

  • 24 ጉንበት December 11, 2014

    HAWKA ABELO ENDO TBLU AYNEBERKOMN DEA

  • Trsfit December 13, 2014

    Antum sebat

    Reysa Ahwatna ab Senaduk Inkelo Higdef Guayla ygebru allewu tebahilu Indo HARAM tebahilu yilflef ayhageyen.

    kemeyElu Hiji HALAL koynu.

    Gudyu Iza Poletika Methazi tesaEnwa.

  • weygud December 15, 2014

    kulatom hade kulu seb neza seletanu eyu degayen deqhalesen dealo menebaberokumen menebabero sederakumenteray amehayeshu

  • m December 15, 2014

    30 yearesss we do festival with out nothing now go be man go to field to fight not to do festival evrey week to say lelelelele

POST A COMMENT