Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ስለምንታይ!?” – ብ ‘ጽላል’

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/01/SlemntayScan.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • algiena January 29, 2015

    መጀመርታ ኣድናቆተይ እገልጸልካ እዛ ስለምንታይ እናበልካ ዘቅረብካይያ ጽሑፍካ ለይትን መዓልትን ካብ ዘታሓሳስበኒ ነገር እዩ ክሳብ መዓስ ኢና ህላወና ናብ ነበረ ዝበሃለሉ መድረኽ ንከይድ ዘለና መቸም…. ቅድሚ ዕስራታት ዓመታት እርትራዊ ዝነበሮ ሽምን ዝናን ነበረ ኮይኑ ሎሚ እቲ ዝሓሰረ ፍጥረት ወዲ ሰብ ኮይኑ አሎ ድሕሪ ቁሩብ ድማ ኤርትራን ባንደራኣን ምድራን ባሕራን እቲ ናይ ሓደ ዘመን ናይ ጀጋኑ ታሪኻን ተበሊሉ መጻወቲ ናይቶም ሽዩጣት ኣእሙሮ ብወገን ሃይማኖት ረብሓ ዝተመጃልሑ ነቲ ካብ ነዊሕ ዝሓለሙዎ ጸሊም ታሪኽ መፈጸምትኡ ዝቀረበ ይመስል ንዕኡ ክንርኢ አይተጽንሓና እዩ ዘብል ኣሽሓት ጎራዙን ጎባሊል አጉባዝን አእላፍ ገንዘብን አስታት 100 ዓመት ሓደ ዘመን ብ ፖለቲካን ብ ወተሃደራዊን ማእለያ ዘይብሉ ብኩሉ መዳያዊ መከተ ከቢድ ናይ ከቢድ ዋጋ ከፊልካስ ንመጻወቲ ዓሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ እዋይ ህዝበይ ሃገረይ

  • yosief z. January 29, 2015

    A big question to all of us – all of us who claim to love the country and its people in distress!

  • Simon G. January 29, 2015

    ምጽላል ዶ ምጽላል፧
    እቲ ሓደ “ከተጽልል” ክኸውን ከሎ እቲ ሓደ ድማ “ክትጽለል” ማለት ‘ዩ። ስለዚ: ኤርትራውያን ጽላል ድዩ ዘድለየና ዘሎ ዋላ ኣብ ጽላለ ኣድሂቡልና ዩ?
    ከምዝመስለኒ: ኣነ ከምዝመስለኒ ‘የ ዝብል ዘለኹ: ጸገምና ብውሕዱ እዘን ዝስዕባ ‘የን።
    ደንቁርና: ድኽነት (ናይ ሓንጎል: ብመጠኑ ድማ ናይ ቀረብ): ትዕቢት: በለጽ: ብደዐ: ዕግርግር: ውጽኢቱ ድማ ክሳራ። ነዚ ተርሕቕና ጥራይ ኢና ጸብለል ንብል።

  • Dawit January 29, 2015

    ደቂ ዓደይ ካብ እንታይ ጌሮም እንታይ ጌሬ፡
    ንፈትሽ ነብስና ንታዓጠቕ፡ስረ፡
    ሃገር ናይ ሓባር ንኹላትና፡ማዕረ፡
    ንጥምረ ሓድነት የለን ዝሳዓረ፡
    ልቢ ግበሩ ልቢ ጌረ፡
    ዚ”ከቢድ ደመና፡
    እንብዛ አመና፡
    ዘንጠልጠለ ማዓት አብ ሃገርና፡
    ፍቕሪ ሲኒት ናይ ምሕረት፡ጎደና፡
    ተግባርናን ድምጽናን ንግበሮ መዘና፡
    ሽግራትና ንፍታሕ ብሓደ ኮፍ ኢልና፡
    ርእሰ ምትእምማን ቀዳማይ፡አንፈትና፡
    ቕራና”ቕራና”ንጹቡቕ ምርሓና፡ደቂ ሓንቲ ሃገር ኤርትራ ዓድና፡ይሕዋተይ” አሓተይ ንውጻዕ ካብ ዎጽዓና፡
    ጹቡቅ አሎ ንኹፉእ ሰጊርና፡፡
    ምትህልላኽ፡ንረብሓና አይኮነን
    ካብ ህልኻት ንጻእ፡
    ዓስቢ ሱዋአትና ፍቕሪ ሓድነትና።
    ዳዊት ክፍለዝጊ
    USA

POST A COMMENT