Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስነስርዓት ቀብሪ ኣማል (ሳምያ) ኣሕመዲን፡ ኣምና ማሕሙድ ኢድሪስ፡ ህጻን ኣማያ ትኩእ ኣሕመዲን

ብምኽንያት ኣብ ዕለት 14/06/2017 ኣብ ግረንፈል ህንጻ (Grenfell Tower) ዘጋጠመ ናይ ባርዕ ሓደጋ ህይወተን ዘሕለፋ ኣሕዋትናን ደቅናን፡ ድሕሪ ክቱር ሓዘንን ትጽቢትን ዘሰነየን ሰለስተ መረርቲ ኣዋርሕ፡ ሬሳታተን ተለልዩ ተዋሂቡና። ብቐዳምነት፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራትን፡

ብምኽንያት ኣብ ዕለት 14/06/2017 ኣብ ግረንፈል ህንጻ (Grenfell Tower) ዘጋጠመ ናይ ባርዕ ሓደጋ ህይወተን ዘሕለፋ ኣሕዋትናን ደቅናን፡ ድሕሪ ክቱር ሓዘንን ትጽቢትን ዘሰነየን ሰለስተ መረርቲ ኣዋርሕ፡ ሬሳታተን ተለልዩ ተዋሂቡና። ብቐዳምነት፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራትን፡ ብኣካል ኣብ መንጎና ተረኺብኩም ኮነ ብመልእኽትታትኩም፡ ሕሰምናን ሓዘናን ንምፍዃስን ንምጽንናዕን ብዘይ ምስልካይ ኣጆኹም ዝበልኩምና ኩሉኹም፡ ልዑል ምስጋናና ተቐበሉ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Neguse Abraha September 30, 2017

    ዋይ!! ብሐቂ ንምስምዑ ዘስካሕክሕ ሕማቕ ዘሕዝን ተረኽቦ ኢዩ። ንመወትቲ መንግስተሰማይ ንኩሎም ስድራ ቤተን ከአ ጽንዓት ይሃብ።

  • alem September 30, 2017

    Rip. May god rest their soul in peace.

  • Danilo September 30, 2017

    ጀና ዓለክን ዕምባባታት
    ብዘይ ተሓስበ ዝኾንክን ቁጹያት
    ያ’ኢላላህ ይኩኑ ኣህሉዋትክን ማሕፉዛት።
    ዓለም ግደኣ’ዶ ገይራ!
    ንዕመታ ፈጠራ ሽታራ!
    ይኩን ዓለክን ራሕማ ራሕማ!
    ክሳብ ከማክን ተቀበልትና ኩና።

  • Simon G October 4, 2017

    This is really sad and very unfortunate. RIP and my condolence to the family and friends.

Post a Reply to Neguse Abraha Cancel Reply