Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቃል ምስጋና

ብዕለት 7-5-2014 ካብ ሃገር ቱርኪ ናብ ሃገር ግሪኽ ስደተኛታት ጽዒና ትጓዓዝ ዚነበረት መርከብ ኣብ ጥቃ ደሰት ሳሞስ ግሪኽ ክትበጽሕ ምስ ቀረበት ብዘጋጠመ ሓደጋ 22 ሰባት ኣደዳ ሞት ኮኑ፣ ካባኣቶም ሓንቲ ኤርትራዊት ስንክልቲ ሓርበኛ ቀዲሽ መብራህቱ ኪዳነ ምስ ጓላ

ብዕለት 7-5-2014 ካብ ሃገር ቱርኪ ናብ ሃገር ግሪኽ ስደተኛታት ጽዒና ትጓዓዝ ዚነበረት መርከብ ኣብ ጥቃ ደሰት ሳሞስ ግሪኽ ክትበጽሕ ምስ ቀረበት ብዘጋጠመ ሓደጋ 22 ሰባት ኣደዳ ሞት ኮኑ፣ ካባኣቶም ሓንቲ ኤርትራዊት ስንክልቲ ሓርበኛ ቀዲሽ መብራህቱ ኪዳነ ምስ ጓላ ብሞት ተፈልያትና።

ንቤተ ሰብ ብዝወረደና ድርብ መሪር ሓዘን ኣብ ገዛ ብምምጻእ ብስልክን ብእተፈላለየ መራኸቢ ብዙሃን ዘጻናንዕኩሙና ብልቢ ነመስግን ሕሰም እውን ኣይትርከቡ እናበልና ጸጋ ኣምላኽ ኣይፈሌኹም።

ኣቶ ሃይሌ ወልደግዮርጊስ

ወይዘሮ ኣበባ መብራህቱ (ዐባይ ሓፍታ)

Leinfelden Echterdingen (Stetten)

Stuttgart – Germany

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • ERITRAWIT June 10, 2014

    R.I.P very sad really what is happing to us condolences to the family.

  • Mesinas June 10, 2014

    ጽንዓት ይሃብኩም ክቡራት ስድራ ቤት! እዚ ርጉም ድያብሎስ ኣብ ሃገርና ክሳዕ ዘሎ ማእሰርትን ሞትን ኪቕጽል’ዩ። ኩልና ብሓደ ድምጺ ይኣክል ክሳዕ ዘይበልና ከኣ ከተያ ኣይክረክብን’ዩ!

  • sara gual eritra June 10, 2014

    tsinAt yhabkum sidra
    nay kulatna hazen iyu emo
    BERT’U

POST A COMMENT