Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብመጠንቀቕታ ባይቶ ጸጥታ ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መንበሪ ገዛ ይቐያይር። ምስ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይሊ ምድሪ ንምርኻብ ዝገበሮ ፈተነ ይንጸግ።

cabineባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ (14 ጥሪ 2009) ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ግዜ ካብቲ ምስ ጅቡቲ ዘከራኽር ቦታታት ክትወጽእ ተሪር መጠንቀቕታ ብምሃቡ ዝተሻቐለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ዘይወግዓዊ መንበሪ ይቐያይር ከም ዘሎ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT