Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብስም ኣሰናዳኢት ሽማግለ ኤሃባደለ፡ ምስጢራዊ ሓበሬታ ተባሂሉ ኣብ ጀበርቲ ዶት ኮም ንዝወጸ ጸለመ ብዝምልከትን ምዕባሌታቱን ቁ/2 030117(update)

ብስም ኣሰናዳኢት ሽማግሇ ኤሃባዯሇ፡ ምስጢራዊ ሓበሬታ ተባሂለ ኣብ ጀበርቲ ዶት ኮም ንዝወጸ ጸሇመ ብዝምሌከትን ምዕብሌናታቱን ቁ/2 030117(update) ዝኸበርኩም ተቓሇስትን ዯሇይቲ ፍትሕን ኤርትራውያን እዚ ኣቲናዮ ዘሇና ሓዲሽ ዓመተ 2017 ዯንበ ተቃውሞ ኤርትራ ካብ ሕድሕድ ምትህሌሊኽን ቁርቁስን

ብስም ኣሰናዳኢት ሽማግሇ ኤሃባዯሇ፡ ምስጢራዊ ሓበሬታ ተባሂለ ኣብ ጀበርቲ ዶት ኮም ንዝወጸ ጸሇመ ብዝምሌከትን ምዕብሌናታቱን ቁ/2 030117(update) ዝኸበርኩም ተቓሇስትን ዯሇይቲ ፍትሕን ኤርትራውያን እዚ ኣቲናዮ ዘሇና ሓዲሽ ዓመተ 2017 ዯንበ ተቃውሞ ኤርትራ ካብ ሕድሕድ ምትህሌሊኽን ቁርቁስን ወጺኡ ኣብ ናይ ሓባር ጸሊኢ ዘተኮረ ቃሌሲ ከካይድ ዘሇና ድላትን ነቕ ዘይብሌ መርገጽን እናገሇጽና ኣብቲ ብዕሇት 10/10/16 ኣውጺእናዮ ዝነበርና መግሇጽን ምዕባላታቱን ክንሕብረኩም። ብዕሇት 5/10/16 ብስም ኣሰናዳኢት ሽማግሇ ኣብ ሌዕሉ ውድብና ኤስዯሇን መሪሕነቱን ዝወጸ ከቢድ ምስ ጸሊኢ ዘተኣሳስር ጸሇመን ክስን ናብ ህዝቢ ተዘርጊሑ ከምዝነበረ ዝዝከር እዩ። ብወገንና ገባሪኡ ድሕሪ ምጽራይ ብሕጊ ክንተሓሓዞ ምዃንና እውን ገሉጽና ኔርና ኢና። ክሳብ ሕጂ በጺሕናዮ ዘሇና ጉዕዞ ከኣ እዚ ዝስዕብ እዩ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Beyene January 15, 2017

    Selam yehwat nay bhaqi xufuf sirah anabis gin eti seb men mkuani kitnegru alekum kulu seb kitinqeqelu mienti .

POST A COMMENT