Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብናጽነት ፕረስ ኤርትራ ኣብ ባይታ ተመዲባ

ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፡ ሎሚ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ደረጃ ናጽነት ፕረስ 2013፡ኤርትራ ኣብ መወዳእታ መበል 179 ተሰሪዓ፡፡እቲ ማሕበር ኣብ መግለጺኡ  ኤርትራ ኣብ ቀረባ ጊዜ ኣብ ሚኒስትሪ ዜናኣ ብዝተፈጸመ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዝተናቐነቐት ጠቒሱ፡ እታ ሃገር ንህዝባ ዓባይ ቤት

ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፡ ሎሚ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ደረጃ ናጽነት ፕረስ 2013፡ኤርትራ ኣብ መወዳእታ መበል 179 ተሰሪዓ፡፡እቲ ማሕበር ኣብ መግለጺኡ  ኤርትራ ኣብ ቀረባ ጊዜ ኣብ ሚኒስትሪ ዜናኣ ብዝተፈጸመ ወተሃደራዊ ምንቅስቓስ ከምዝተናቐነቐት ጠቒሱ፡ እታ ሃገር ንህዝባ ዓባይ ቤት ማእሰርቲ ከምዝኾነትን ጋዜጠኛታት ኣብ ማሕዩር ከምዝሞቱ ትገብር ከምዘላን ኣፍሊጡ።እታ ንክልተ ዓመት ዝቐጸለ መሪር ሓድሕድ ኩናት ዝካየደላ ዘሎ ሶርያ መበል 176 ክትስራዕ ከላ ቱርክሚንስታንን ሰሜን ኮርያን መበል177፡ 178 ተሰሪዐን፡፡

ካብቶም ምልካዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ 2001 ዝኣሰሮም ልዕሊ 30 ጋዜጠኛታት ልዕሊ 10 ከምዝሞቱን፡ዝተረፉ ቤተሰቦም ከይበጽሕዎም ተኸልኪሎም ሃለዋቶም ዘይፍለጥ እካ እንተኾነ፡ካብቶም ሓለውቶም ዝነበሩ ዝወጽእ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ ብኣሰቃቒ ኣተሓሕዛ ብሕማም ይማስኑ ከምዘለው ይፍለጥ፡፡

ምስዚ ኣብ ዝተኣሳሰር ዜና ብደረጃ ሚኒስተር ንሚኒስትሪ ዜና ዝመርሕ ዝነበረ ዓሊ ዓብዱ ነቲ ጉጅለ ብምርሕራሕ ኣብ ወጻኢ ዑቕባ ከምዝሓተተ ገሊጽና ምንባር ይዝከር፡፡ንሱ ንድሕነቱ ብምስጋእ ብመንገዲ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ ሓው ብተለፎን   ንጋዜጣ ኤክስፕረስ ናይ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ኩነታት ናይቶም ተኣሲሮም ዘለው ጋዜጠኛታት ከምዘይፈልጥ ገሊጹ፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
9 COMMENTS
  • sammy kike January 30, 2013

    freey our hero

  • salma a. January 30, 2013

    eseyas is apparently proud because he is number 1 in everything evil. the worst oppressor! nay chira kedamay

  • Thomas January 30, 2013

    It is not a surprise. Eritrea is always back in the list, as long as this dictator is in place. Had there been any other scale worse than this, Eritrea would have been placed there.

  • sarah January 30, 2013

    Now Ali denies knowledge of the situation of the imprisoned journalists!
    Although at the moment we have a more serious issue at hand, I think journalists in and out of Eritrea especially those who who were his victims should expose this thug to a point of shame.
    This is mockery of the profession itself. If he is going to use ‘his’ journalists to try to prove his was ‘ordered’ then he is killing the profession of journalism!!! He should not be allowed to do so!

  • QDUS ELAMA February 1, 2013

    ዲክታተር አድሒንኩም አቱም ከድዓት መዓስ ዝብላዐ ዝስተ ስዒኖም እቶም ጅጋኑ ንቅዱስ ለውጢ፧ እሱራት ይፈትሑ ቅዋም ይተግበር እንታይ ኢዩ ካልዕ መግለጽ ቃላት እንተለዎ ፧ቅሉዕ ሕቶ ፍትሒ ስለተጨውየ ብተንኮለኛታት ስለምንታይ አጣቂዕኩም አብ ደገ ዘለኩም ወገንተ
    ኛታት፧ ነቲ ቀታሊ ሕቡባት ተጋደልቲ ነቲ ቀታሊ ስንኩላን ንንጹሓት ብስንኪ እምነቶም አብ ኮንትንራት አጽዩ ዘሳቅየ አርሜን ስርዓት ነቶም ሚኒስትራት አብ ስውር ቤትማዕስርቲ ዘሕቅቅ ዘሎ ጨካን ርጉም፣ ንዘዝተቃወምዎ በአሉ ይኸስስ ብዓሉ ይአስር በዓሉ ይፈርድ ምሕጽንታ አቦታት ንብዓት አደተአት ዘይስቆሮ ግፍዐኛ ገበነኛ፣ምሕረት ዘይፈልጥ፣ንዚ ስርዓት ትሕለቁሉ አቱም ሕልናኹምባ አስርሕዎ፣ንቶም ካብኡ ክሓድሙ ንዘፍቅርዎም ሰድራቤቶምን ሓገሮምን ሓዲጎም ድራር ሰሓራ በረኻ ኮይኖም ድራር ዓሳ ማእከላይ ባሕሪ መግረፍቲ ግዳይ መቅዘፍቲ ዝገበረ ስርዓት፣ንስድራ ግዳያት 50ሽሕ ዘእደዬ ስርዓት፣ አድ አቤቶ ንወዲ አሲሩ ንደቅሑም ንልዕሊ ዕድመ ደቅኹም ንሳዋ ስደዱ ኢሉጀሖ ዝሕዝ ሰይጣናዊ ስርዓት መን መን ክርስኦ ተግባሩ፣እወ ሰብ ሕነ አለና፣መንም ዘይጥብረና፣ እወ ዘይተትንክኹም ንስኩም ምስደቅኹም ኤርትራ መዛዊሪትኩም ንዓና መንበሪና መኽበሪና ምቅበሪና ኔራ፣ካልእ አደ ዘይምደለና ስለአ ተጋዲልና።ንዓና ዓይትወራዘዩልና ።ንኢሳይያስ ስገዱሉ እምበር ክንሰግደሉ አይተገድዱና። ሕጂውን ከምትማሊ እምቢ ዕጭ ንምልካዊ ስዕሉ ክንረግጾ እምበር አብ መናድቅና አይንሰቅልን።ዘዝበሎ ቃላት አይንደግምን ስጋብ ዲሞክራሲን ፍትሕን ብግብሪ ዝረጋገጽ፣ሐገራዊ ቅዋምና ሕያብ ስውአትና ኢያ፣ እምበር ብፍቃድ ወይ ፍቶት ኢሳይያስን አምለክቱን አይኮነትን። ዓወት ንውጹዓት

  • really cheap uggs March 12, 2017

    I’m having a weird issue I cant seem to be able to subscribe your feed, I’m using google reader by the way.
    really cheap uggs http://www.uggoutletstore.online

  • outlet adidas online March 12, 2017

    This is my first time I have visited your site. I found a lot of interesting stuff in your blog. From the tons of comments on your posts, I guess I am not the only one! keep up the good work.
    outlet adidas online http://www.adidasoutlet.store

  • colimas oceanside March 12, 2017

    The trend however still gets excessively crowded, even though beach
    entry can be very a hassle.

  • cheap giuseppe zanotti shoes September 15, 2017

    Recieved that product before the date presented in a very wonderful gifts container . That the image that is revealed for bracelet are exactly what you will recieve. This can be most sensitive still your pretty part of jewelry which will continue due to the fact iof your toggle clasp that is really sturdy so that the bracelet eill maybe not come off.

POST A COMMENT