Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብደለይቲ ፍትሒ ኣብ ስታቫንገር ዝተካየደ ጸረ ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ።

ብዕለት 24.05.14 ኣብ ከተማ ስታቫንገር ብጭፍራ ህግደፍ ሓደ ንኣውሎን ማሰን መልቀስን ዝምልከት ሴሚናር ተኻዪዱ ነይሩ። ኣብዚ ብስነ ጥበባዊ ሰለሙን ጸሃየ ዝቐረበ ሴሚናር ብርክት ዝበሉ ደለይቲ ፍትሒ ይኹን ደገፍቲ ህግደፍ ከም ዝተሳተፉ ዝፍልጠ ኮይኑ፡ ወኪል ጭፍራ

ብዕለት 24.05.14 ኣብ ከተማ ስታቫንገር ብጭፍራ ህግደፍ ሓደ ንኣውሎን ማሰን መልቀስን ዝምልከት ሴሚናር ተኻዪዱ ነይሩ። ኣብዚ ብስነ ጥበባዊ ሰለሙን ጸሃየ ዝቐረበ ሴሚናር ብርክት ዝበሉ ደለይቲ ፍትሒ ይኹን ደገፍቲ ህግደፍ ከም ዝተሳተፉ ዝፍልጠ ኮይኑ፡ ወኪል ጭፍራ ህግደፍ እየ በሃሊ ተኽለ ንጉሰ ፈዳይ (ምስ ጻዕዳ ሰበይቱ ዘሎ ስእሊ ተመልከት) ንኹላቶም ተኣተፍቲ ክፈልጦም ስለ ዘይከኣለ ኣብቲ ሴሚናር ካብ ምስታፍ ክኽልክሎም ኣይከኣለን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT