Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተቐማጦ ቶረንቶ ንጅግንነት ፓይሎት ደጀን ዓንደ ጸምቢሎም፡ $2000 ዶላር ካናዳ ኣወፍዮም

ኤርትራውያን ካናዳውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ተቐማጦ ቶረንቶ፡ ንጅግንነት ሰባሪ ካርሸሊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ንምጽንባል ብ8 ሰነ ኣብ ዝገበርዎ ናይ ባርበኩዩ ርክብ፥ $2000 ዶላር ካናዳ ኣዋጺኦም። እዞም ብትብዓት ፓይሎት ደጀን ዝተመሰጡ ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ንቅያ ደጀን

ኤርትራውያን ካናዳውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ተቐማጦ ቶረንቶ፡ ንጅግንነት ሰባሪ ካርሸሊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ንምጽንባል ብ8 ሰነ ኣብ ዝገበርዎ ናይ ባርበኩዩ ርክብ፥ $2000 ዶላር ካናዳ ኣዋጺኦም።

እዞም ብትብዓት ፓይሎት ደጀን ዝተመሰጡ ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ንቅያ ደጀን መበገሲ ብምግባር ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገር ብፍኑው መንገዲ ዘቲዮም። ደጀን ዝፈጸሞ ጅግንነት ድማ ነቲ ደስኪሉ ዝጸንሐ መንፈስ ትብዓት ኤርትራውያን ኣበራቢሩ፡ ለውጢ ንምቅልጣፍ ልዑሉ ተራ ከምዝጻወት ኣሚቶም። ንኩሉ ፓይሎት ደጀን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘጥረዮ ሕማማት ንምፍዋስ ድማ ሓገዞም ከምዘይፍለዮ ኣረጋጊጾም።

 

ፓይሎት ደጀን ን15 ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ተኣሲሩ ክሳቐ ዝጸንሐ ኣብ መወዳእታ ነቲ ጽኑዕ ቤት ማእሰርቲ ፈንጢሱ ነጻነቱ ዝኣወጀ ናይ ጀጋኑ ጅግና’ዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • H.K. June 10, 2014

    Dear brothers and sisters from Toronto,
    Thank you for your great thoughts and contribution!!
    AZMIKUM TIKBER, KITHIBU NIBERU KISAB HIGDEF MIS MERAH SHIFTA ZIBARERU!!!

  • tegerime June 10, 2014

    አጆኩም ኤርትራዊያን ናይ ደቀባት ክብሪ አብ ቦቱኡ ዘምለሰሎ ሩሑቅ አይኮነን።

  • Berhe Tensea June 15, 2014

    GOOD JOB TORONTO. KEEP UP THE GOOD WORK..

POST A COMMENT