Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተቐይመልኪ መዓልቲ ናጽነት

[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/መዓልቲ-ናጽነት.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • k.tewolde May 24, 2016

    A beautiful poem for the occasion.A perfect fit.Liberation without liberty it loses its prefix rendering it meaningless.You put together the sentiment of every true Eritrean specifically those of us in diaspora in a concise way.Thanks S.G.

  • death in vain May 24, 2016

    ክቡራት ኣሰና,
    ነዛ ሓው ስምኦን ዝሰደደለይ ደብዳቤ ክምልሳ ኣፍቅዱለይ መልሰይ ሕተሙለይ።
    ሓፍትኹም መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ

    Simon G. ሓወይ ግደፍ ኣይትቆጥዓኒ
    ብዘበን ኢትዮጵያ ኔረ እየ ሰብዩ ዘይርኣየኒ
    መሰል ኤርትራዊ ካብ ትግራይ ክሳዕ ሽዋ ሰዲዱኒ
    ባርነት ዝናፈቑ ሸፋቱ እዮም ንዓይ ንዒቖምኒ
    ናጽነት ከለዎም በረኻ ዝፈርጠጡ ጎስዮምኒ
    ጤሊት ሚን ሒልበያ ጨምቀያ ኮይኑኒ
    ረኺብኩም ዝስኣንኩማ ባዕላትኩም ኣነ ወሪዱኒ !!!

    ሓፍትኻ መዓልቲ ነጻነት

POST A COMMENT