Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ነቲ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይይስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ ዝሃቦ መደምደምታ ብምድጋፍ ጽባሕ ኣብ ዝካየድ ናይ ደግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊ ሃገራት ኣመሪካን ካናዳን ዝመጽኡ ኤርትራውያን ኒውዮርክ ይኣትዉ ‘ለዉ።

ነቲ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይይስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ ዝሃቦ መደምደምታ ብምድጋፍ ጽባሕ 27 ጥቅምቲ ኣብ ፊት ቤትጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝካየድ ናይ ደግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ንምስታፍ፣ ካብ ዝተፈላለዩ

ነቲ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይይስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ ዝሃቦ መደምደምታ ብምድጋፍ ጽባሕ 27 ጥቅምቲ ኣብ ፊት ቤትጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝካየድ ናይ ደግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ንምስታፍ፣ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊ ሃገራት ኣመሪካን ካናዳን ዝመጽኡ ብዙሓት ኤርትራውያን ብድሮ ኒውዮርክ ይኣትዉ ‘ለዉ።

እቶም ግዱሳት ደለይቲ ፍትሒ ክሳብ 5-6 ሰዓት ብነፈርቲ ካብኡ ንላዕሊ ድማ ብመካይን ርሒቑ ካብ ዝርከብ ክፍሊ ሃገራት ኣመሪካን ካናዳን ኣብ ዝውሕዙሉ ዘለዉ ኣጋጣሚ፣ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ኒውዮርክ ኩሉ ምቅርራብ ተወዲኡ ድሙቕ ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ድሉው ኮይኑ ምህላዉ ኣገንዚቡ።

Geneva 2015 11

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Jhon October 27, 2016

    Still there is, a lots of crime done that is not discoverd, writen. Every single person… is prosucited by evil slevery economic prison death everithin

    • Samson October 27, 2016

      In that case John, instead of crying, complaining and begging to the UN all the time, why don’t you for a change do what the Ethiopians are doing that is demonstrating, taking things in their own hands and making real sacrifices for a change? It is all same death after all “TeKhormiKha mot asafiHiKha mot”, but with poor Eritreans it is always only big talk and big bragging.

  • Eyassu Tesfamariam (OOBAMA) October 27, 2016

    “HIGDEF ADINA GIDEF” BEL BHABERA KISAA HIZBI ITA HALAL HAGER AB HIMBIRTA ZIASLA!

POST A COMMENT