Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ናጽነት በዓል አብ ከተማ ሊድሾፒን (Lidköping, Sweden)

ናይ ናጽነት በዓል አብ ከተማ ሊድሾፒን (Lidköping, Sweden) ብምትሕብባር ስምረት መንእሰያት ንድሕነርት ሃገር ምስ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን  ብሙኻን መበል 22 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ንቀዳም 25 ግንበት 2013 አብ ከተማ ሊድሾፒን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ክኽበር  ስለዝኮነ ኩሉ

ናይ ናጽነት በዓል አብ ከተማ ሊድሾፒን (Lidköping, Sweden)

ብምትሕብባር ስምረት መንእሰያት ንድሕነርት ሃገር ምስ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን  ብሙኻን መበል 22 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ንቀዳም 25 ግንበት 2013 አብ ከተማ ሊድሾፒን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ክኽበር  ስለዝኮነ ኩሉ ኤርትራዊ ብክብሪ ይዕደም::

 

ዕለት ፡                      ቀዳም 25 ግንበት 2013

ዝግበረሉ ቦታ፡         Margretelund, Lidköping

ዝጅመረሉ ሰዓት፡      ካብ ሰዓት 15፡00 —-

ንዝያዳ ሓበሬታ ፡      ኣማን ጽገሃንስ ቑጽሪ ተሌፎን 0760638503

ብድሓን ምጹ

አሰናዳኢት ሽማግለ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT