Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ኤርትራ ጉላግ – ብኣሚር ዓብደላ ባብክር – ትርጉም፡ እድሪሳ – 3y ክፋል

ቤት ማእሰርቲ ኣደርሰር ዓቢ ቦታ ዝሓዘ ኮይኑ ህንጻታት ምምሕዳር ቤትማእሰርቲ ይርከብሉ። ኣብ ጥቓ እዞም ህንጻታት ድማ ኣመሓደርቲ ቤት ማእሰርቲን በብተራ ዝሰርሑ ሓለውቲታት ዝነብሩሎም  ብጥንቃቔ ዝተደርደሩ እምኒታት ዝተሰርሑ ኣባይቲ ይርከቡ። ከም መኻዚኖ ዘገልግሉ ብዚንጎ ዝተሰርሑ መኻዚኖታትን

ቤት ማእሰርቲ ኣደርሰር ዓቢ ቦታ ዝሓዘ ኮይኑ ህንጻታት ምምሕዳር ቤትማእሰርቲ ይርከብሉ። ኣብ ጥቓ እዞም ህንጻታት ድማ ኣመሓደርቲ ቤት ማእሰርቲን በብተራ ዝሰርሑ ሓለውቲታት ዝነብሩሎም  ብጥንቃቔ ዝተደርደሩ እምኒታት ዝተሰርሑ ኣባይቲ ይርከቡ። ከም መኻዚኖ ዘገልግሉ ብዚንጎ ዝተሰርሑ መኻዚኖታትን እውን ኣለውዎ። ቤት ማእሰርቲ ኣደርሰር ብብረታዊ ዕሾኽ ዝተሓጸረ ኮይኑ ብሓደ ሸነኽ እቲ ሓጹር ድማ ብሳዕሪ ዝተሰርሐ   ንእሱራት መግቢ ዝስረሓሉ ገዛ ይረከበሉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Stefanos Temolso June 23, 2013

    Just another story of holocaust but in Eritrea. The sad thing is there are people the ‘NHNA NSU NSU NHNA’ whi say this never happens in Eritrea and it is Woyane propaganda or they say America also does so in Guantanamo. Isayas himself has claimed so many times so. May God save Eritrea.

POST A COMMENT