Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንኹላቶም ደለይቲ ለውጢ ነበርቲ ኖርወይ

እቲ ኣብ ኖርወይ ብደለይቲ ለውጢ ኣንጻር ውልቀምልካዊ ጭፍራ ህግደፍ ክካየድ ዝጸንሐ ቃልሲ፡ ብዝተወሃሃደ ኣገባብ ዝካየደሉ ኵነታት ንምፍጣር ዝተጀመረ ቃልሲ እነሆ ዓመት ቀሪቡ። ኣብ ከምዚ ኵነታት እቲ ቃልሲ ዝያዳ ዝድንፍዓሉ ኵነታት ንምጥጣሕ ኩላቶም ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ

እቲ ኣብ ኖርወይ ብደለይቲ ለውጢ ኣንጻር ውልቀምልካዊ ጭፍራ ህግደፍ ክካየድ ዝጸንሐ ቃልሲ፡ ብዝተወሃሃደ ኣገባብ ዝካየደሉ ኵነታት ንምፍጣር ዝተጀመረ ቃልሲ እነሆ ዓመት ቀሪቡ። ኣብ ከምዚ ኵነታት እቲ ቃልሲ ዝያዳ ዝድንፍዓሉ ኵነታት ንምጥጣሕ ኩላቶም ጸረ ህግደፍ ዝኾኑ ደለይቲ ለውጢ፡ ብመንገዲ ወከልቶም ኣብ ኦስሎ ንዕለት 19.10.2013 ጉባኤ ክካየድ ኣብ ምርድዳእ በጺሖም ኣለዉ። ስለዚ፡ እቶም ኣብ ተቓወምቲ ውድባት ይኹን ሲቪካዊ ማሕበራት ዘይተጠርነፍኩም ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እትነብሩ ደለይቲ ለውጢ ዝኾንኩም ዜጋታት፡ ክንረኽብኩም ስለ ዝተጸገምና፡ ኣብ ጉባኤ ክትሳተፉ ምስ እትደልዩ ኣብ ከባቢኹም ምስ ዘለዉ ኣባላት ኣወሃሃዲ ሽማግለ ብቴለፎን ብምርኻብ ክትሕብሩ ከም ትኽእሉ ነፍልጥ።

ከባቢ ወይ ከተማ                               ስም ተወካሊ                            ቍጽሪ ቴለፎን

ከባቢ ከተማ ትሮንድሃይም                   ሓው ግርማይ ሓድጉ                           45 77 28 27

ከባቢ ኦስሎ                                    ሓው መድሃኔ ዝማም                          96 88 60 17

ከባቢ ከተማ በርገን                            ሓው ኣመሓዳሪ መዓሾ                         45 55 65 97

ከባቢ ስታቫንገር                               ሓው ሙሴ ዳኘው                                       91 26 66 15

ከባቢ ቴለማርክ   ክሪስትያንሳንድ            ሓው እስጢፋኖስ ተሞልሶ                     96 66 14 36

ከባቢ ትሮምሶን ናርቪክን                  ሓው ገ/መስቀል ደባስ                                    46 37 80 56

ካብዚ ከባቢታትዚ ወጻኢ ዘለኹም ደለይቲ ለውጢ ካብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ቴለፎናት ናብ ዝመችኣኩም ቍጽሪ ወይ ቦታ ክትድውሉ ከም ትኽእሉ ንሕብር።

ዓወት ንጉባኤ ደለይቲ ለውጢ

ግዝያዊ  ኣካያዲ ኣወሃሃዲ ሽማግለ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Kibri February 12, 2015

    Hello the picture you are using isn’t from Norway its STOCKHOLM SWEDEDN.

POST A COMMENT