Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ን ሰነ 8፡ 2014 (June 8, 2014) ኣብ ከተማ ኣትላንታ እዞም ዝስዕቡ ክልተ ኣኼባታት ብተኸታታሊ ንህዝቢ ክቐርቡ ምዃኖም ንሕብር።

ን ሰነ 8፡ 2014 (June 8, 2014) ኣብ ከተማ ኣትላንታ እዞም ዝስዕቡ ክልተ ኣኼባታት ብተኸታታሊ ንህዝቢ ክቐርቡ ምዃኖም ንሕብር። መስራትን ኣዳላውን መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ዶት ኮም ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ናይ ሃገርና ኣመልኪቱ መብርሂ

ን ሰነ 8፡ 2014 (June 8, 2014) ኣብ ከተማ ኣትላንታ እዞም ዝስዕቡ ክልተ ኣኼባታት ብተኸታታሊ ንህዝቢ ክቐርቡ ምዃኖም ንሕብር።

  1. መስራትን ኣዳላውን መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ዶት ኮም ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ናይ ሃገርና ኣመልኪቱ መብርሂ ብምሃብ፡ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ሃገርና ኤርትራ ፍትሒ ንምምጻእ ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ተርአን ከመይ ክኽውን ከምዘለዎ ብዝምልከት መግለጺ ክህብን ምስ ህዝቢ ክዘራረብን እዩ። እዚ ኣኼባ’ዚ ካብ ሳዓት 2፡00 ድ.ቀ-5፡00ድ.ቀ ክካየድዩ።
  2. ብዛዕባ ኣድላይነት ምርግጋጽ ህዝባዊ ሓድነት ኣብ ምትካል ፍትሓውን ዲሞክራስያውን ስርዓት ኣብ ኤርትራ ብዝምልከት ዝተፈላልዩ ኣኼባታት ክካየዱ ምጽንሖምን፡ ነቲ ኣብ ኣትላንታን ከባቢኣን ክንምስርቶ እንደሊ ሲቪካዊ ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ መካየዲ ዝኸውን ዓንዲ-ሕጊ (by-law) ኣብ ዝሓለፈ ኣኼባና ምጽዳቕናን ዝዝከር’ዩ። ነቲ ጉዳይ ናይ መወዳእታ መልክዉ ንምትሓዝ፡ ነቲ ሲቪካዊ ፖለቲካዊ ማሕበር እተካይድ ሽማግለ ንምምራጽ ድሕሪ ምዝዛም ኣኼባ ናይ ኣማኑኤል እያሱ፡ ማለት ካብ ሳዓት 5፡15-6፡00 ምርጫ ከነካይድ ኢና።

ስለዚ ኩሉኹም ኣብ ኣትላንታን ከባቢኣን እትቕመጡ ኤርትራውያን ኣብ ቦታ ኣኼባ ንኽትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም።

ቦታ፡  Eritrean American Community Association  Center

720 Hambrick Rd.

Stone Mountain, Ga.30083

ኣዕሩኽ ኣሰና ምስ ሽማግለ ምንዳፍ ዓንዲ-ሕጊ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
40 COMMENTS
  • wed eri June 9, 2014

    Very sad nothing change with eritrean people, why are we to excited every time we hear or see a person with story? Dejen is a brave man but we don’t even know if he can be a good leader or not? why are we like pump up an individual’s? is that how we got Issays? please people, our past should be our teaching lesson. stop pumping individuals to be our leaders. let the process elect our future leader;give the people of eritrea the right election processes. Dejen he is a hero but he isnt qualified to be our president.

POST A COMMENT