Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢራን ካብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዝተኻረየተን ሰለስተ ደሴታት ንተቓወምቲ ኣልሑቲ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክትህቦም ከምዝጸንሐት ሓደ ውሩይ ኣረባዊ ጋዜጠኛ ጠቒሱ።

https://www.youtube.com/watch?v=LOc3Eagf5XI&feature=youtu.be ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ እኩባት ደሴታት ዳህላክ ሰልስተ ዴሴታት ንኢራን ኣካርዩዋ ከምዘሎ ኢራን ከኣ መዐለሚ ናይቶም ኣል-ሑቲ ዝብሃሉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ትጥቀመለን ከምዘላ ዶክተር ዓብደላ ዝተባህለ ውሩይ ጋዜጠኛን ተንታኒ ፖለቲካን ምስ ሓንቲ ናይ ዓረብ ቴለቭዥን ኣብ

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ እኩባት ደሴታት ዳህላክ ሰልስተ ዴሴታት ንኢራን ኣካርዩዋ ከምዘሎ ኢራን ከኣ መዐለሚ ናይቶም ኣል-ሑቲ ዝብሃሉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ትጥቀመለን ከምዘላ ዶክተር ዓብደላ ዝተባህለ ውሩይ ጋዜጠኛን ተንታኒ ፖለቲካን ምስ ሓንቲ ናይ ዓረብ ቴለቭዥን ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ ሓቢሩ ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 126 ካብ ዝኾና እኩባት ደሴታት ዳህላክ ሰልስተ ዴሴታት ንኢራን ኣካርዩዋ ከምዘሎ፣ ኢራን ከኣ መዐለሚ ናይቶም ኣል-ሑቲ ዝብሃሉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ትጥቀመለን ከምዘላ ዶክተር ዓብደላ ዝተባህለ ውሩይ ጋዜጠኛን ተንታኒ ፖለቲካን ምስ ሓንቲ ናይ ዓረብ ቴለቭዥን ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ ሓቢሩ ።

ብመሰረት ሓበሬታ ዶር ዓብደላ፣ እቶም ኢፓብሊካን ጋርድ ዝዓለሞም ሽዓውያን ምልሻ ታዕሊሞም ምስ ወድኡ ካብተን ናይ ኤርትራ ደሴታት መዲ ብዝተባህለት ናይ የመን ወደብ ናብ የመን ከምዝሰግሩ ኣረዲኡ።

እቲ ብኢራን ዝወሃብ ታዕሊም ዝተፈላለየ ወተሃደራዊ ሞያታት ዘጠቓለለ ኮይኑ ካብ 2-6 ወርሒ ከምዝውድእ ዶር ዓብደላ የገንዝብ።

መዲ ካብ ሑዴዳ 40 ኪሎሜትር ኣቢላ ኣብ ጥቓ ዶብ ስዑዲ ዓረብ እትርከብ ወደብ እያ።

ሽዓውያን ተቓወምቲ ኣል-ሑቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንዋና ከተማ ሰንዓ ብሓይሊ ድሕሪ ምቍጽጻሮም፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ምስ ሰበስልጣን ናይቲ ዝወደቐ ስርዓት ብምዝታይ ልፍንታዊ መንግስቲ ኣብ ምቛም ከምዝርከቡ ይፍለጥ። ቀንዲ መበገሲ ተቓውሞ ናይቶም ሽዓውያን ተቓወምቲ በቶም ዝቐደሙ መንግስታ የመን ፖለቲካዊ ምንጻልን ምግላልን ምዃኑ እዩ ዝሕበር።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
25 COMMENTS
  • Simon G. October 11, 2014

    ሰለስተ ጥራይ? ካልኦት ደሴታት ‘ተልየን ከማን ኣይምተገረምኩን። ህዝቢ ኤርትራ ‘ኮ ኣብ ጸልማት ‘ዩ ዘሎ። ባጀት ናይ ሃገርና ኣይንፈልጥ፣ ገለ ኣይንፍለጥ። ስለምንታይ በዚ ዜና ንግረም?

    • Tedros October 11, 2014

      why do you want to know the budget ?

      • ERITRAWIT October 12, 2014

        Tedros,
        Wey gud ab thtey hgdef zkone neger mhtat ayfkeden eu wela reska mhkak nska tezeyegedeseka b dem yahwatna zmeset hager habta abey ykeyd alo knhatet ena!!!!!

        • ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? October 12, 2014

          The other day in (tesfa) news when I asked why Our country has not a budget a certain guy from the clan of Tedros told me why do I want our government to announce its budget, the capital of Eritrea is in good hands and they don’t want to announce the budget to avoid stealing. If we recall the secretive nature and culture of SHA’BIYA we will realize that everything in PFDJ’s Eritrea is in good hands i.e. in the pocket of DIA.

    • windshield October 14, 2014

      What good will it serve you to know the budget when your mind is filled with hate and ignorance.

  • dan October 12, 2014

    ወዲ መድሂን በራድ ድኣ ኣይኮነን ሰለስተ ደሴት ብሰን
    ኪ ስቕታና ሃገር ብምልእታውን ዋጋዕዳጋ ይገብረላ ይህሉ መን ይፈልጥ ጽባሕ ንግሆ ሸይጡዋ ናብ ሃገራት ዓረብ እንተኸደ።

    • Windshield October 17, 2014

      I am sure you are one of those who cant read and write properly…..

  • Goitom October 12, 2014

    Iseyas is a Dictator. If he want, he will sale it. It is not a big deal from a dictator & Mafia.

  • Said October 14, 2014

    Eritra is in deep holeto those don’t understand Arabic, UKISS Eritrea goodbye now, if this man telling the truth, the war just beginning.we complaining now more yet to come. we have to take things seriously otherwise we’ll gon cry.

POST A COMMENT