Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣቡነ ዲዮስቆሮስ ብሕማም ተኻኢሎም ኣብ ሱዳን ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

እቶም መተካእታ ኣቡነ እንጠንዮስ ክኾኑ ብስርዓት ህግደፍ ተሓርዮም ከም ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዘገልግሉ ዘለዉ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ፣ ብዘጋጠሞም ወቕዒ ብጽኑዕ ሓሚሞም ብ 10 ለካቲት ንሕክምና ናብ ሱዳን ከይዶም ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ

እቶም መተካእታ ኣቡነ እንጠንዮስ ክኾኑ ብስርዓት ህግደፍ ተሓርዮም ከም ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዘገልግሉ ዘለዉ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ፣ ብዘጋጠሞም ወቕዒ ብጽኑዕ ሓሚሞም ብ 10 ለካቲት ንሕክምና ናብ ሱዳን ከይዶም ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም።

ብመሰረት’ቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፣ ንሶም ከፊላዊ መልመስቲ ኣጋጢሙዎም፣ ክንቀሳቐሱ ይኹን ክዛረቡ ተጻጊሞም ኣለዉ።

በቲ ዝተገብረሎም ሕክምና ጥዕናኦም ክመሓየሽ ስለዘይከኣለ፣ ካብ ሆስፒታል ወጺኦም፣ ኣብቲ ካብ ኤርትራ ናብ ካርቱም ንሕክምና ዝመጽኡ ላዕለዎት ሰበስልጣን ህግደፍ ዝጸንሑሉ ቀጽሪ ተዓቝቦም ከምዘለዉ ‘ውን ይሕበር።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
45 COMMENTS
  • sembel March 5, 2014

    Motom ayidongiyena!

  • hagery March 7, 2014

    Owey hezbi aritrea kemey ekum tekonu zelekum kan eti sebawi rehrahe kabakum rehiku seb hamimu behayli amlak si kendy mehret yewerdelu maletsi ay anta entay ena nekewen zelena bejakatekum eba neraharah kendizi nechcan entay amtseo mehret yewerdelom nebuna neakum wen mesum mehret yewrdelkum!

POST A COMMENT