Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና፡ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ንመዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብድምቀት ከምዘብዓሉዋ ድንጕዩ ዝብጽሓና ዜና ኣፍሊጡ።

in

ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ነባሪ ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያና ዝርከቡ ኤርትራውያን “ ንጽምብል ናጽነት በበይንካ ተኸፋፊልካ ምብዓል የብቅዕ “ኣብ ትሕቲ ዝብል ሓድነታዊ ጭርሖ ኣጽሊሉ፡ ብመሪሕነት ካብ ውሽጢ ህዝቢ ዘቖማ ናይ ገዛእ ርእሱ ሽማግለ ዕዉት በዓል ናጽነት ከምዘሕለፈ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT